Загрузка страницы

Raiena - ሓጺር ታሪኽ የማነ ገብረምካኤል (ባርያ) Yemane Barya

💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋

ዕላማ ራኢና

ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡

ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡

ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!

Видео Raiena - ሓጺር ታሪኽ የማነ ገብረምካኤል (ባርያ) Yemane Barya канала Raiena
Показать
Комментарии отсутствуют
Введите заголовок:

Введите адрес ссылки:

Введите адрес видео с YouTube:

Зарегистрируйтесь или войдите с
Информация о видео
6 ноября 2022 г. 15:03:51
00:13:40
Другие видео канала
Raiena: ታሪኽ ስልጣነ ኣኽሱም - ካብ ባሕሪ ብጭልፋ  ; History of Axumite Civilization, a drop from an oceanRaiena: ታሪኽ ስልጣነ ኣኽሱም - ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ; History of Axumite Civilization, a drop from an oceanRaiena - ብዛዕባ ጸወታ ኲዑሶ እግሪ ዓለም ቐጠርRaiena - ብዛዕባ ጸወታ ኲዑሶ እግሪ ዓለም ቐጠርRaiena: ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ 81 ቅዱሳን መጻሕፍቲ ወይስ 66፧ ኣርኣያ ደቂ ኣቡነ ኤዎስጣጤዎስ ወይስ ደቂቀ እስጢፋኖስRaiena: ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ 81 ቅዱሳን መጻሕፍቲ ወይስ 66፧ ኣርኣያ ደቂ ኣቡነ ኤዎስጣጤዎስ ወይስ ደቂቀ እስጢፋኖስRaienaRaienaተስፋ ሰላም ትግራይ ምሉእ መታን ክኸውን ሃየ ደኣ ብኹሉ ትኹረት ንስርሓሉ - ካብ  Dimtsi Weyane Television ዝወሰድናዮ ትሕዝቶተስፋ ሰላም ትግራይ ምሉእ መታን ክኸውን ሃየ ደኣ ብኹሉ ትኹረት ንስርሓሉ - ካብ Dimtsi Weyane Television ዝወሰድናዮ ትሕዝቶናይ ቲክቶክ ህያባትን ትእዛዛትንናይ ቲክቶክ ህያባትን ትእዛዛትንRaienaRaienaRaiena/ Amanuel Sahle - ምትኽኻል ወይ ምጽልጻል ኣእምሮ ብመምህርን ጸሓፍን ኣቶ ኣማኑኤል ሳህለRaiena/ Amanuel Sahle - ምትኽኻል ወይ ምጽልጻል ኣእምሮ ብመምህርን ጸሓፍን ኣቶ ኣማኑኤል ሳህለRaiena - ኣገረምቲ ዘረባታት ቚጽሪ 4Raiena - ኣገረምቲ ዘረባታት ቚጽሪ 4Raiena - መዐቀኒ ዝተሳእኖ ዕሽነትን ሓሶትን ኣብ 2022 ዓመተ ምህረትRaiena - መዐቀኒ ዝተሳእኖ ዕሽነትን ሓሶትን ኣብ 2022 ዓመተ ምህረትካብ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ መንዩ ተረባሒ፧ካብ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ መንዩ ተረባሒ፧Raiena ተስፎም ይብል 'ስለምንታየን ኣዴታትና ሓደ ዝለኣኸንን ዝሑቀፈንን ሲኢነን'Raiena ተስፎም ይብል 'ስለምንታየን ኣዴታትና ሓደ ዝለኣኸንን ዝሑቀፈንን ሲኢነን'ተሓለቅቲ ኣውራጃ መሲሎም ጽልኢ ዝዘርኡ ሰባትተሓለቅቲ ኣውራጃ መሲሎም ጽልኢ ዝዘርኡ ሰባትRaienaRaienaRaiena - ሻዕብያ ኣብ ዓዲ ዳዕሮ ሰላማዊ ህዝቢ ደብዲቡRaiena - ሻዕብያ ኣብ ዓዲ ዳዕሮ ሰላማዊ ህዝቢ ደብዲቡUpdate:  ህሉው ጥዕናዊ ኩነታት ሓውና ተስፎም መሓሪ ወዲ ንጉስUpdate: ህሉው ጥዕናዊ ኩነታት ሓውና ተስፎም መሓሪ ወዲ ንጉስRaiena: ነገረ ፖለቲካ ኤሊትThe case of Elite PoliticsRaiena: ነገረ ፖለቲካ ኤሊትThe case of Elite Politicsኣብ ምእሳር ጳጳስ ዘመንበረ ሰገነይቲ ብጹዕ ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ ዘተኮረ ትዕዝብተይን ርኢቶይን ኣብዚ እንሆ ❤🙏❤ Samuel Habtemariamኣብ ምእሳር ጳጳስ ዘመንበረ ሰገነይቲ ብጹዕ ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ ዘተኮረ ትዕዝብተይን ርኢቶይን ኣብዚ እንሆ ❤🙏❤ Samuel HabtemariamRaiena: መስርሕ ሰላም፡ ​ ስትራተጂካዊ መኸተምታ ወይስ መዳለዊ ንካልእ ኲናት፧Raiena: መስርሕ ሰላም፡ ​ ስትራተጂካዊ መኸተምታ ወይስ መዳለዊ ንካልእ ኲናት፧Awet Aregay Nostalgia: ክቱር ናፍቆት ናብ ሕማም ክምዕብል ይኽእል ዶ?Awet Aregay Nostalgia: ክቱር ናፍቆት ናብ ሕማም ክምዕብል ይኽእል ዶ?
Яндекс.Метрика