Загрузка страницы

ራሄል ድማ ኣብ ግዜ ሕርሳ ሞተት 1ይ ክፋል

25 ሕዳር
ራሄል ድማ ኣብ ግዜ ሕርሳ ሞተት

ንሕቶታትኩም፡መልሲ
ብዛዕባ ኣብ ግዜ ጥንሲ ፡ቅድሚ ጥንሲ ።ድሕሪ
ጥንሲንሲ ዘጋጥሙ ጸገማት ( መንፈሳዊ ውግእ)
*ኣብ ግዜ ጥንሺ ኣዝየን ዝሓማ
*ኣብ ግዜ ጥንሲ ኣብ ማህጸን፡ዘሎ ህጻን ከምዚ ኮይኑ ብምባል ብሓካይም ዝውሃብ ጽቅቲ
*ማሕጸኒ ረስኒ ኣለዎ፡እንቃቆሒ ኺ ደቂቁ ውዘተ
*ኣብ ማህጸንኪ ዘሎ ህጻን ርእሱ ዓብዩ ፡ደሙ ረሲሑ ሳንቡኡ ዓብዩ ወዘተ
* ኣብ ግዜ ዋልድ ዘጋጥም ሽግር ወዘተ ?
መጽሓፍ ቅዱሳዊ ክንፍወሰሉ እንኽል ትምህርቲ

ዘፍጥረት 35
16፤ ካብ ቤት-ኤል ድማ ተላዕሉ። ንኤፍራታ ኺበጽሑ ገና፡ ገለ መገዲ ተሪፍዎም ከሎ፡ ራሄል ወለደት። ክትወልድ ከላ ድማ፡ ጻዕሪ በርትዓ።
17፤ ኰነ ኸኣ፡ ብሕርሳ ኽትጽዐር ከላ፡ እታ መሕረሲት፡ ሕጂ ድማ ወዲ ረኺብኪ ኢኺ እሞ፡ ኣይትፍርሂ፡ በለታ።
18፤ ኰነ ኸኣ፡ ክትመውት፡ ነፍሳ ኽትወጽእ ከላ ድማ፡ ስሙ ቤን-ኦኒ ኣውጽኣትሉ። ኣቦኡ ግና ብንያም ኣውጽኣሉ።

Видео ራሄል ድማ ኣብ ግዜ ሕርሳ ሞተት 1ይ ክፋል канала E.O.T Efrem michael
Показать
Комментарии отсутствуют
Введите заголовок:

Введите адрес ссылки:

Введите адрес видео с YouTube:

Зарегистрируйтесь или войдите с
Информация о видео
14 декабря 2020 г. 21:45:26
01:35:24
Другие видео канала
ገድለ አቡነ እስትንፋሰ ክርስቶስ ዘ ሓሙስገድለ አቡነ እስትንፋሰ ክርስቶስ ዘ ሓሙስዘበሰማይኒ ወዘበምድርኒ በቃለ ዳዊት ይዜምሩ ( ናይ ቅዱስ ዳዊት መዝሙር)ዘበሰማይኒ ወዘበምድርኒ በቃለ ዳዊት ይዜምሩ ( ናይ ቅዱስ ዳዊት መዝሙር)ገድለ አቡነ እስትንፋሰ ክርስቶስ ዘ ሰኑይገድለ አቡነ እስትንፋሰ ክርስቶስ ዘ ሰኑይመዝሙር ኣዋልድ ክረምቲ(ኣሽንዳ) መሃልይ 2  10፤ ፍትወይሲ፡ ኣቲ ፍትውተይ፡ ተንሲኢ፡ ጽብቕተየ፡ ንዒ፡ ኢሉ ተዛረበኒ። 1 ክፋልመዝሙር ኣዋልድ ክረምቲ(ኣሽንዳ) መሃልይ 2 10፤ ፍትወይሲ፡ ኣቲ ፍትውተይ፡ ተንሲኢ፡ ጽብቕተየ፡ ንዒ፡ ኢሉ ተዛረበኒ። 1 ክፋልገድሊ ኣቡነ ብሩክ ኣምላክ (11) ክፋልገድሊ ኣቡነ ብሩክ ኣምላክ (11) ክፋልእቲ ተኽሊ ወይኒ ስለምንታይ መጺጽ ፍረ ኣፍረየ? (2) ክፋልእቲ ተኽሊ ወይኒ ስለምንታይ መጺጽ ፍረ ኣፍረየ? (2) ክፋልብእተቀደስት እምነትኩም ንርእስኹም እና ሃነጽኩም ብምንፈስ ቅዱስ እናጸለኩም ነሕዋትኩም ድማ ካብ ካብ ዓዘቅቲ ድያብልሶ ኣውጽእዎም ።ብእተቀደስት እምነትኩም ንርእስኹም እና ሃነጽኩም ብምንፈስ ቅዱስ እናጸለኩም ነሕዋትኩም ድማ ካብ ካብ ዓዘቅቲ ድያብልሶ ኣውጽእዎም ።19 ሰነ 2014 1ይ ክፋል ""ቅድሚ መርዓን ሕጸን ብበተክርስትያን "ኣዳም ኣብ ገነት ንበይኑ ነብረ ""16 ክፋል ድርሳነ ጽዮን - ዘፍጥረት ፥2፡1819 ሰነ 2014 1ይ ክፋል ""ቅድሚ መርዓን ሕጸን ብበተክርስትያን "ኣዳም ኣብ ገነት ንበይኑ ነብረ ""16 ክፋል ድርሳነ ጽዮን - ዘፍጥረት ፥2፡1829 ሰነ 2012፡ ውዳሴ ማርያም ምህለላ29 ሰነ 2012፡ ውዳሴ ማርያም ምህለላድርሳን ኡራኤል ዘመስከረም፡ Efrem michaelድርሳን ኡራኤል ዘመስከረም፡ Efrem michaelገድሊ ቅዱስ ላሊበላ (ላልይበላ) (3) ክፋልገድሊ ቅዱስ ላሊበላ (ላልይበላ) (3) ክፋልውዳሴን ምህለላን ብደቂ ማሕበር ካብ ኤሮጳውዳሴን ምህለላን ብደቂ ማሕበር ካብ ኤሮጳገድሊ ቅዱስ ላሊበላ (ላልይበላ) 11 ክፋልገድሊ ቅዱስ ላሊበላ (ላልይበላ) 11 ክፋልገድለ ቅዱስ ጊዮርግስ (4) ክፋልገድለ ቅዱስ ጊዮርግስ (4) ክፋልEritrean orthodox tewahdo ናይ ሓምለ 18 ስንቅሳርEritrean orthodox tewahdo ናይ ሓምለ 18 ስንቅሳርድርሳነ ቅዱስ ኡራኤል ናይ መጋቢት፡ Efrem michaelድርሳነ ቅዱስ ኡራኤል ናይ መጋቢት፡ Efrem michael17 ሚያዝያ 2016, "ካህናት ንጎይታ ጋኔን ከዘለካ ሎሚ ፈለጥና በሉ"ናይ ቤት መቅደስ ኣገልገልትን ትንኮል ዲይብሎስን"17 ሚያዝያ 2016, "ካህናት ንጎይታ ጋኔን ከዘለካ ሎሚ ፈለጥና በሉ"ናይ ቤት መቅደስ ኣገልገልትን ትንኮል ዲይብሎስን"ዝተኣሰረት ኣድጊ ምስ ገልገላ ከትጸንሓኩም ያ እሞ ፈቲሕኩም ኣምጹኡለይ እንተሓተትኩም ድማ ጎይታ ይደልዮም በልዎዝተኣሰረት ኣድጊ ምስ ገልገላ ከትጸንሓኩም ያ እሞ ፈቲሕኩም ኣምጹኡለይ እንተሓተትኩም ድማ ጎይታ ይደልዮም በልዎሉድ መቃብር ቅዱስ ጊዮርጊስ ሊቀ ሰማዕታትሉድ መቃብር ቅዱስ ጊዮርጊስ ሊቀ ሰማዕታትናይ ምግሩምራም መንፈስ ብሰብ ሓዲሩ ካብ ቅድስና ናብ ፍልስፍናና ሲኦልን ዘውርድ ክፉእ መንፈስ፡ 3ይ ክፋልናይ ምግሩምራም መንፈስ ብሰብ ሓዲሩ ካብ ቅድስና ናብ ፍልስፍናና ሲኦልን ዘውርድ ክፉእ መንፈስ፡ 3ይ ክፋልመእተዊ ትምርቲመእተዊ ትምርቲ
Яндекс.Метрика