Загрузка страницы

EmbassyMedia - 'ተዘክሮ ጉዕዞ ሃዋሻይት' ብእቶም ክልተ ማናጁስ ተጋ / ሓይልኣብ ተስፋይን ተጋ / ሱሌማን ሓሰን

እቶም ክልተ ማናጁስ - ተዘክሮ ጉዕዞ ሃዋሻይት ውልቃዊ ጦብላሕትኦም ኣብ ግዜ ሰውራ ንከዘንትዉልና ንኣቶ ሓይልኣብ ኣቶ ሱሌማን ሓሰንን ዓዲምናዮም ኣሎና።

ኣኼባ ሃዋሻይት
ኣብ 1ይ ውድባዊ ጉባኤ ብ1977 ሰብን መሬትን በብደረጅኡ ሓራ ምውጻእ ኣብ ትሕቲ ዝብል ወሳኒ ኣብ ባይታ ንምቱርጋሙ ኩለን ከተማታት ኤርትራ ሓራ ኣብ ዝነበራሉ እዋን፡ከምኡ`ውን ንመግዛእታዊ ስርዓት ንሓዋሩ ንምስዓሩ ውዳቤታትና ኣብ እንሕይለሉ እዋን ምስቲ ዝተጠቕሰ መሰረታዊ ዕላማታት ሓድነት ሰውራ ኤርትራ ከም ቀዳምነታት ተሰሪዑ ክስራሓሉ ስለዝነበሮ ፓሎቲካዊ ቤት ጽሕፈት ህ/ግ/ሓ/ኤርትራ ምስ ዝለዓሉ ኣባላት መራሕቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ካብ ደጀና ሳሕል ብ1977 ብምብጋስ ኣብ ሃዋሻይት ዝተገብረ ናይ ሓድነት ርክብ ኣብ ሞንጎ ህ/ግ/ሓ/ኤ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን ኣኼባ ነይሩ።

#EmbassyMedia, #EritreaNews, #EPLFHistory, #EritreaRevolution

Видео EmbassyMedia - 'ተዘክሮ ጉዕዞ ሃዋሻይት' ብእቶም ክልተ ማናጁስ ተጋ / ሓይልኣብ ተስፋይን ተጋ / ሱሌማን ሓሰን канала Eritrea EmbassyMedia
Показать
Комментарии отсутствуют
Введите заголовок:

Введите адрес ссылки:

Введите адрес видео с YouTube:

Зарегистрируйтесь или войдите с
Информация о видео
29 июля 2021 г. 13:28:49
01:16:28
Другие видео канала
EmbassyMedia - Last Interview with the late ' Tesfay Ghebreab' FENKIL@32EmbassyMedia - Last Interview with the late ' Tesfay Ghebreab' FENKIL@32EmbassyMedia - 'ታሪኽ ትማሊ ብታሪኽ ሎሚ' ፈንቅል @32EmbassyMedia - 'ታሪኽ ትማሊ ብታሪኽ ሎሚ' ፈንቅል @32ERi-TV Documentaries: ክንፊ መጻወድያ - ኣብ ሕምብርቲ ጸላኢ ብምእታው ዝተፈጸመ ስርሒት ስትራተጂካዊ ስልቲERi-TV Documentaries: ክንፊ መጻወድያ - ኣብ ሕምብርቲ ጸላኢ ብምእታው ዝተፈጸመ ስርሒት ስትራተጂካዊ ስልቲEmbassyMedia - Helen Meles 'Adha'EmbassyMedia - Helen Meles 'Adha'EmbassyMedia - General Sebhat Ephrem - Operation Fenkil at its 32nd Anniversary!EmbassyMedia - General Sebhat Ephrem - Operation Fenkil at its 32nd Anniversary!EmbassyMedia - Fenkil Day Two Broadcast, Interview with Girmay Mesfun (Wedi Arbate)EmbassyMedia - Fenkil Day Two Broadcast, Interview with Girmay Mesfun (Wedi Arbate)EMN -ትማል ኣብ ግዜ ቃልሲ ኣዛዚት መድፍዕ፡ ሎሚ ኣብ ናጻ ኤርትራ ኣብ ስጡም ሃገራዊ መሳርዕ  - Eritrean Media NetworkEMN -ትማል ኣብ ግዜ ቃልሲ ኣዛዚት መድፍዕ፡ ሎሚ ኣብ ናጻ ኤርትራ ኣብ ስጡም ሃገራዊ መሳርዕ - Eritrean Media Networkopen panel discussion with Mr. Amanuel/ wedi Taba/ & Mr. Temesgen kahsay Part 5/5open panel discussion with Mr. Amanuel/ wedi Taba/ & Mr. Temesgen kahsay Part 5/5EmbassyMedia  - Senait Amine Blooming Eritrean Voice!EmbassyMedia - Senait Amine Blooming Eritrean Voice!EMN - ( 1ይ ክፋል ) - ዕላማ ሕሱም ፡ ኣቦን ጓልን ኣብ ሓደ ዓውደ ውግእ ኣንጻር ዘጠማጥም - Eritrean Media NetworkEMN - ( 1ይ ክፋል ) - ዕላማ ሕሱም ፡ ኣቦን ጓልን ኣብ ሓደ ዓውደ ውግእ ኣንጻር ዘጠማጥም - Eritrean Media NetworkEmbassyMedia - ዘተ ብሽክሌታ ኤርትራ ኣብ ፈስቲቫል  ማንችስተር - 'AFRICA Cycling PowerHouse'EmbassyMedia - ዘተ ብሽክሌታ ኤርትራ ኣብ ፈስቲቫል ማንችስተር - 'AFRICA Cycling PowerHouse'EmbassyMedia - ቃለ/መጠይቅ ምስ ጀነራል ሰብሓት ኤፍሬም - 2ይ ክፈል Heroism of Generations - Fenkil@32EmbassyMedia - ቃለ/መጠይቅ ምስ ጀነራል ሰብሓት ኤፍሬም - 2ይ ክፈል Heroism of Generations - Fenkil@32Solo Media ፦ተጠሊምና እምበር ኣይጠለምናን zeresenay grmaySolo Media ፦ተጠሊምና እምበር ኣይጠለምናን zeresenay grmayERITREAN AYFALALE_9 MAHDER JEGANU(ማህደር ጀጋኑ)ERITREAN AYFALALE_9 MAHDER JEGANU(ማህደር ጀጋኑ)EmbassyMedia - ' ዘይሃስስ ተዘክሮ' ቃለ መሕትት ምስ ተጋ/ዮኤል ወዲ መምህርEmbassyMedia - ' ዘይሃስስ ተዘክሮ' ቃለ መሕትት ምስ ተጋ/ዮኤል ወዲ መምህርEmbassyMedia - Oqbay Mesfun 'Heroism of Generations' ሓበን ክልተ ወለዶታትEmbassyMedia - Oqbay Mesfun 'Heroism of Generations' ሓበን ክልተ ወለዶታትEMN - ንስለ ምድሓን ብጻያ ዝኾነት ጥራያ ( 2ይ ክፋል ) - Eritrean Media NetworkEMN - ንስለ ምድሓን ብጻያ ዝኾነት ጥራያ ( 2ይ ክፋል ) - Eritrean Media NetworkEmbassyMedia - ዘተ ኣብ ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ / Dialogue on the Horn of Africa Political ClimateEmbassyMedia - ዘተ ኣብ ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ / Dialogue on the Horn of Africa Political Climateopen panel discussion with Mr. Amanuel/ wedi Taba/ & Mr. Temesgen kahsay Part 2/5open panel discussion with Mr. Amanuel/ wedi Taba/ & Mr. Temesgen kahsay Part 2/5
Яндекс.Метрика