#ሓድሽ_ዓመት New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2021 #Hadsh_Amet ናይ ሕብረት መዝሙር
New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2021 ሓድሽ ዓመት
#ዘማሪ ዲ/ን ኣሮን ተስፋይ
#ዘማሪ ዲ/ን ሚልክያስ ተኸስተ
#ዘማሪ_ኣቤኔዘር_ዳንኤል
#ዘማሪት_ሓሬና_ሞጎስ
#ዘማሪት_ዳናይት_ሽሻይ
Copyright © ትምክሕተ ኩልነ Tube 2021 ©ትምክሕተ ኩልነ ድንግል ማርያም/Tmkhte Kulne/ is the only Channel that has exclusive rights for all Lyrics produced by Zemari Evenezer Daniel.
#ሓድሽ_ዓመት
ዕልል {2} ንተሓጎስ ዕልል ንተሓጎስ
ግርማ ኮይንልና ኢየሱስ ክርስቶስ
ኣብ ሓድሽ ዓመት ህይወት ክንለብስ
ዘመን ሓሊፉ ዘመን ኩነኔ ክንዝምረሉ ብሓድሸ ቅኔ
ብፍጹም ትሕትና ልብሲ ልቢ ቀይርና
ብእምነት ብፍቅሪ ህይወትና ሓዲስና
ዝኸበረ ዜማ ዜማ ቅዱሳን መላእክት
ክንዘምረሉ መዝሙር ብፍጹም ሕብረት
እዚ ኣጨናቂ ዘመን ጥሜት ሕማም
ታሪኽ ንኽከወን ንቅሪብ ናብ መድሓኔ ኣለም
ንምስጋና ንቁም ሕምየት ገዲፍና
መዝሙር ምስጋና ቀለብና ጌርና
ወረ የብሉን ዝፈሪ ፍረ ልሳና ንግታእ ካብ ዝመረረ ቅዱሳን ንኹን ከምቶም ቅዱሳን
ግዜ ወርቂ ኢዩ ዓለምና ነድሕን
ዝተዋህበና ግዜ ተጠቂምና ብግቡእ
ዝፈረሰት ነብስና ብቃሉ ንተትዕ
ግዜ ሓላፊ'ዩ ኣይምለስንድሕሪት
ወረ ዋጋ የብሉን ንህይወትና ዕንወት
ስጋ ሰብ ገዲፍና ስጋ ወልደ እግዚብሔር
ንዑ ንመገቦ ዳሕራይ ንኽንከብር
ፍቅሪ ክመልኦ ዝቅዱስ ዕለት
ቤትና ንኽፈቶ ነዞም ስኡናት
ሃብታም ምስ ድኻ ኩሉ ሓቢሩ
ይቋደስ ሽሻይ ልቡ ሰቢሩ
ንኡስ ከይበልና ዓቢ ንእሽቶ
ሓቢርና ንዑ ቤት መቅደስ ንእቶ
ብሓደ ጥምረት ፍልልይ ዘይበላ የዒንቲ ዚ'ጎይታ
ቃላተ ናይ ወንጌል መታን ንኽንፍጽም
ይጽውዓና ኣሎ ፍጹም ንኽንከብር
ጸሚአ ተኣሲረ ዓሪቀ ሓሚመ ጠምየ ለሚነ
ዝብል ቅዱስ ቃል ክንጽም ክገብረልና ይቅረ
ካብ ዓለም ንህደም ንዑናይ ዞዓር
ቤቱ ቤትና'ዩ ቤተ እግዚኣብሔር
ንኺድ ቀራንዮ ጎይታ ክንርእዮ
ፍጽምቲ ፍቅሪ ልብና ክመልኦ
ንንቃሕ ንጸበ ግዜ ከይከደ
መስቀልና ሒዝና ክንረክብ ግደ
መስቀል መከራና ተሰኪምኖ ብእምነት
ንቅድሚት ንድ ኣይንጠምት ንድሕሪት
ብልቢ ኣሚንና ብኣፍና ንመስክር
ንተኣመን ብጎይታ ህይወትና ክተርር
ኣብ ቅድሚ ዓለም ኣብ ቅድሚ መከራ
መስቀልና ኣልዒልና ንሸግር ንሕለፋ
ቤቱ ክንብሕታ ምስቶም ቅዱሳን
ንስሓ ንእቶ ክንለብስ ብርሃን
ብፍጹም ጣዕሳ ልቢ ሰቢርና
ንዑ ንንበርከኽ ኣብ እግሪ ጎይታና
ብቋንቋ ንብዓት ሓቂ ንመስክርካ
ርኹስ ምስ ግብሩ መታን ክባረር
ኣብዛ ቅድስት ዕለት መግቢ ነዛ ንፍሲ
ናይ ስጋ ገዲፍና ህደወትና ነስኣሲ
ብቅዱስ ቁርባኑ ብስጋይ ደሙ
ንህነጻ'ዛ ክወርድ ሰላሙ
ስጋኡ ወደሙ መግቢ'ዛ ህይወትና ብፍጹም ሓርነት
እስኪ ንላበሶ ንኣይ መላእክቲ ሕብረት
እንቋዕ ኣብጽሓና ናብዚ ቅዱስ ዕለት
ሓደሽቲ ኮይና ኢና ብግኦይታ ናይ ጎይቶት
ንዒ ባርኽዮ ሸሻይ ኣውድኣመት
ርህርህቲ ኣዴና ኦ ኪዳነ ምሕረት
ርሑስ ሓድሸ ዓመት እህ ርሑስ ኣውደኣመት
ሸሻይ ንቋደሶ ኮይንና ምስ ሰኡናት
ርሑስ ሓድሽ ዓመት እህ ንኹሉ ኣማኒ
በዚ ቅዱስ ዕለት ሰላም ፍቅሪ ነውሪ
Видео #ሓድሽ_ዓመት New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2021 #Hadsh_Amet ናይ ሕብረት መዝሙር канала ትምክሕተ ኩልነ ድንግል ማርያም TUBE TMKHTE KULNE
#ዘማሪ ዲ/ን ኣሮን ተስፋይ
#ዘማሪ ዲ/ን ሚልክያስ ተኸስተ
#ዘማሪ_ኣቤኔዘር_ዳንኤል
#ዘማሪት_ሓሬና_ሞጎስ
#ዘማሪት_ዳናይት_ሽሻይ
Copyright © ትምክሕተ ኩልነ Tube 2021 ©ትምክሕተ ኩልነ ድንግል ማርያም/Tmkhte Kulne/ is the only Channel that has exclusive rights for all Lyrics produced by Zemari Evenezer Daniel.
#ሓድሽ_ዓመት
ዕልል {2} ንተሓጎስ ዕልል ንተሓጎስ
ግርማ ኮይንልና ኢየሱስ ክርስቶስ
ኣብ ሓድሽ ዓመት ህይወት ክንለብስ
ዘመን ሓሊፉ ዘመን ኩነኔ ክንዝምረሉ ብሓድሸ ቅኔ
ብፍጹም ትሕትና ልብሲ ልቢ ቀይርና
ብእምነት ብፍቅሪ ህይወትና ሓዲስና
ዝኸበረ ዜማ ዜማ ቅዱሳን መላእክት
ክንዘምረሉ መዝሙር ብፍጹም ሕብረት
እዚ ኣጨናቂ ዘመን ጥሜት ሕማም
ታሪኽ ንኽከወን ንቅሪብ ናብ መድሓኔ ኣለም
ንምስጋና ንቁም ሕምየት ገዲፍና
መዝሙር ምስጋና ቀለብና ጌርና
ወረ የብሉን ዝፈሪ ፍረ ልሳና ንግታእ ካብ ዝመረረ ቅዱሳን ንኹን ከምቶም ቅዱሳን
ግዜ ወርቂ ኢዩ ዓለምና ነድሕን
ዝተዋህበና ግዜ ተጠቂምና ብግቡእ
ዝፈረሰት ነብስና ብቃሉ ንተትዕ
ግዜ ሓላፊ'ዩ ኣይምለስንድሕሪት
ወረ ዋጋ የብሉን ንህይወትና ዕንወት
ስጋ ሰብ ገዲፍና ስጋ ወልደ እግዚብሔር
ንዑ ንመገቦ ዳሕራይ ንኽንከብር
ፍቅሪ ክመልኦ ዝቅዱስ ዕለት
ቤትና ንኽፈቶ ነዞም ስኡናት
ሃብታም ምስ ድኻ ኩሉ ሓቢሩ
ይቋደስ ሽሻይ ልቡ ሰቢሩ
ንኡስ ከይበልና ዓቢ ንእሽቶ
ሓቢርና ንዑ ቤት መቅደስ ንእቶ
ብሓደ ጥምረት ፍልልይ ዘይበላ የዒንቲ ዚ'ጎይታ
ቃላተ ናይ ወንጌል መታን ንኽንፍጽም
ይጽውዓና ኣሎ ፍጹም ንኽንከብር
ጸሚአ ተኣሲረ ዓሪቀ ሓሚመ ጠምየ ለሚነ
ዝብል ቅዱስ ቃል ክንጽም ክገብረልና ይቅረ
ካብ ዓለም ንህደም ንዑናይ ዞዓር
ቤቱ ቤትና'ዩ ቤተ እግዚኣብሔር
ንኺድ ቀራንዮ ጎይታ ክንርእዮ
ፍጽምቲ ፍቅሪ ልብና ክመልኦ
ንንቃሕ ንጸበ ግዜ ከይከደ
መስቀልና ሒዝና ክንረክብ ግደ
መስቀል መከራና ተሰኪምኖ ብእምነት
ንቅድሚት ንድ ኣይንጠምት ንድሕሪት
ብልቢ ኣሚንና ብኣፍና ንመስክር
ንተኣመን ብጎይታ ህይወትና ክተርር
ኣብ ቅድሚ ዓለም ኣብ ቅድሚ መከራ
መስቀልና ኣልዒልና ንሸግር ንሕለፋ
ቤቱ ክንብሕታ ምስቶም ቅዱሳን
ንስሓ ንእቶ ክንለብስ ብርሃን
ብፍጹም ጣዕሳ ልቢ ሰቢርና
ንዑ ንንበርከኽ ኣብ እግሪ ጎይታና
ብቋንቋ ንብዓት ሓቂ ንመስክርካ
ርኹስ ምስ ግብሩ መታን ክባረር
ኣብዛ ቅድስት ዕለት መግቢ ነዛ ንፍሲ
ናይ ስጋ ገዲፍና ህደወትና ነስኣሲ
ብቅዱስ ቁርባኑ ብስጋይ ደሙ
ንህነጻ'ዛ ክወርድ ሰላሙ
ስጋኡ ወደሙ መግቢ'ዛ ህይወትና ብፍጹም ሓርነት
እስኪ ንላበሶ ንኣይ መላእክቲ ሕብረት
እንቋዕ ኣብጽሓና ናብዚ ቅዱስ ዕለት
ሓደሽቲ ኮይና ኢና ብግኦይታ ናይ ጎይቶት
ንዒ ባርኽዮ ሸሻይ ኣውድኣመት
ርህርህቲ ኣዴና ኦ ኪዳነ ምሕረት
ርሑስ ሓድሸ ዓመት እህ ርሑስ ኣውደኣመት
ሸሻይ ንቋደሶ ኮይንና ምስ ሰኡናት
ርሑስ ሓድሽ ዓመት እህ ንኹሉ ኣማኒ
በዚ ቅዱስ ዕለት ሰላም ፍቅሪ ነውሪ
Видео #ሓድሽ_ዓመት New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2021 #Hadsh_Amet ናይ ሕብረት መዝሙር канала ትምክሕተ ኩልነ ድንግል ማርያም TUBE TMKHTE KULNE
Показать
Комментарии отсутствуют
Информация о видео
7 сентября 2021 г. 13:11:56
00:08:38
Другие видео канала
![](https://i.ytimg.com/vi/KvPZkgddqGo/default.jpg)
![ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - Abet Lewhatu - ኣቤት ለውሃቱ - Full Album By Dn Abrham Mehari](https://i.ytimg.com/vi/W0jTupUARIc/default.jpg)
![New Eritraen Orthodox Tewahdo Collection Merzmur ዘማሪ መርሃዊ ጸጋይ (12ተ መዛሙር) 2ይ ክፋል](https://i.ytimg.com/vi/_e8rfiFn5L0/default.jpg)
!["ኢትዮጵያ ሰላምሽ ይብዛ" ሊቀ መዘምራን ቴዎድሮስ ዮሴፍ](https://i.ytimg.com/vi/dmuw9qshRqA/default.jpg)
![Yiwedswa Melakt LeMariam BeWste Wisate Metolat Weyiblwa Behaki Mariam Hadasyu Tawa by Beza & Bethel](https://i.ytimg.com/vi/wYw6G4_F1rE/default.jpg)
![new eritran orthodox tewahdo ናይ 3ይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሩፋኤል ክብረ በዓል 2019 3ተ ጳጉሜን ዝነበረ ብመልክዕ video part 02](https://i.ytimg.com/vi/aVFFuf6fUpk/default.jpg)
![''ዘመንና''|Zemenna| - ዘ ሳንድሮ ግርማይ ft ዘ/ት ራህዋ ተኸስተ New Eritrean Tewahdo Mezmur 2021](https://i.ytimg.com/vi/Tv9ryee7J4o/default.jpg)
![Zemari Bereket Tikue -Collection Non Stop (9 መዛሙር) : Orthodox Tewahdo Mezmur 2021](https://i.ytimg.com/vi/skC0ERrebrQ/default.jpg)
![New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2021 #ኣብ_ቤትካ_ክዓቢ..ዘማሪ. #ህጻን_ዕግበት_ሓጎስ.](https://i.ytimg.com/vi/Mqa0jwp3HIo/default.jpg)
![#ብፈረስካ_ገስግስ 🛑 New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2021 #Bfereska_Gesgs ዘማሪ ኣቤኔዘር ዳንኤል](https://i.ytimg.com/vi/isvPDK3v1Fg/default.jpg)
![እንክብለኪ Enkbleki New mezmur by Ze.Temesghen and Ze.Bahrawit](https://i.ytimg.com/vi/dClmYkXXvy4/default.jpg)
![#ብህጻንነተይ 🛑 New Orthodox tewahdo Mezmur 2022 #ዘማሪት_ሳምራዊት_መንግስትኣብ. #Bhxannetey](https://i.ytimg.com/vi/kZsFeRryPHY/default.jpg)
![Dnkuan Hagos - ድንኳን ሓጐስ - New Eritrean Orthodox Tewahdo mezmur - ድምጺ ምህለላይ ተሰሚዑ - Aug 2019](https://i.ytimg.com/vi/c-oK7lDm0hQ/default.jpg)
![ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO NON-STOP MEZMUR COLLECTION - By Dn Abrham Mehari](https://i.ytimg.com/vi/peQye1JLVXs/default.jpg)
![ዕፀሳቤቕ TV: KEYARI TARIKEY (ቀያሪ ታሪኸይ) / Bereket Tikue: Orthodox Tewahdo Mezmur 2020.](https://i.ytimg.com/vi/3bpkpnH9qqU/default.jpg)
![WAKAtv- Naemi Fesehaye - Natey Nardos | ናተይ ናርዶስ ብዘማሪት ናእሚ ፍስሃየ Eritrean Ortodox Tewahdo Mezmur 2021](https://i.ytimg.com/vi/bLuspML0fD8/default.jpg)
![#Asbialo-Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2020 ናብቲ ክፍጽመለይ ዲ.ብርሃነ ፍሰሃየ](https://i.ytimg.com/vi/u84NP97uC-s/default.jpg)
![new eritrean orthodox tewahdo ድራማ 2021](https://i.ytimg.com/vi/SDZUApogVE8/default.jpg)
![New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2017 Tewelde Goyta By zemari Abraham Nayzghi](https://i.ytimg.com/vi/x8m6NA6xDug/default.jpg)
![NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - Za Kidane Mihret - 'ዛ ኪዳነ ምሕረት - By Dn Abrham Mehari](https://i.ytimg.com/vi/KM-hSbPxYF4/default.jpg)