Загрузка страницы

ERISAT:ሸሪፎ ብዘይ ኣፋላላይ ፍትሓዊ ሰብ እዩ ነይሩ፣ ኣስቴር ፍሉይ ናይ ሰብ ፍቅሪ ዝነበራ ኣደ እያ ነይራ፣ ኢብራሂም ማሕሙድ ሸሪፎ

ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብሰለስተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህሳስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፥ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።

ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
https://erisat.org
http://paypal.me/erisat

ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
Click here to donate -- https://erisat.org
http://paypal.me/erisat

#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #Unity

Видео ERISAT:ሸሪፎ ብዘይ ኣፋላላይ ፍትሓዊ ሰብ እዩ ነይሩ፣ ኣስቴር ፍሉይ ናይ ሰብ ፍቅሪ ዝነበራ ኣደ እያ ነይራ፣ ኢብራሂም ማሕሙድ ሸሪፎ канала ERISAT
Показать
Комментарии отсутствуют
Введите заголовок:

Введите адрес ссылки:

Введите адрес видео с YouTube:

Зарегистрируйтесь или войдите с
Информация о видео
3 ноября 2020 г. 16:00:07
00:50:49
Другие видео канала
New Eritrean Film 2020//ይሓልፈለይ'ዶ 16 ክፋል (Yhalfeley do part 16) by brhane kflu (burno)New Eritrean Film 2020//ይሓልፈለይ'ዶ 16 ክፋል (Yhalfeley do part 16) by brhane kflu (burno)ERISAT:  "ሸሪፎ ናይ መወዳእታ ዝተላበወኒ ኩሉ ግዜ ተሳቕየንን ተታሓሳስበንን፣" ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስERISAT: "ሸሪፎ ናይ መወዳእታ ዝተላበወኒ ኩሉ ግዜ ተሳቕየንን ተታሓሳስበንን፣" ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስተመክሮ * ኣቶ መስፍን ጸጋይ ካብ ጋርድ ኣደ ኢሰያስ * ክሳብ ኣባል ብሩህ መጻኢ* ቀዳማይ ክፋልተመክሮ * ኣቶ መስፍን ጸጋይ ካብ ጋርድ ኣደ ኢሰያስ * ክሳብ ኣባል ብሩህ መጻኢ* ቀዳማይ ክፋልዕለታዊ ሓድሽ ዜናታት ትግርኛ | 4 November 2020| ህውሓት ንፌድራል ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኮይኑ ህዝቢ ክሒዱ ዝገብሮ ዘሎ ክብል ዘውጽኦ መግለጺዕለታዊ ሓድሽ ዜናታት ትግርኛ | 4 November 2020| ህውሓት ንፌድራል ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኮይኑ ህዝቢ ክሒዱ ዝገብሮ ዘሎ ክብል ዘውጽኦ መግለጺERISAT: ዞባዊ ጉዳያት | ኢትዮጵያ፡ ጽውጽዋያት ንኽዉንነት ክመርሕዎ ኸለዉ ዝስዕቦ መደምደምታERISAT: ዞባዊ ጉዳያት | ኢትዮጵያ፡ ጽውጽዋያት ንኽዉንነት ክመርሕዎ ኸለዉ ዝስዕቦ መደምደምታMestyat Betna | ናብ ኤምባሲ ህግደፍ ዘይከደ፣ ክሳብ 5000 ዩሮ መቕጻዕቲ ይቕበል። ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓድሽ ደበና ኩናት የንጸላሉMestyat Betna | ናብ ኤምባሲ ህግደፍ ዘይከደ፣ ክሳብ 5000 ዩሮ መቕጻዕቲ ይቕበል። ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓድሽ ደበና ኩናት የንጸላሉጦርነት ተጀምሯል፤ ሕወሓት ከማዕከላዊ መንግሥቱ ጋር ገጥማለችጦርነት ተጀምሯል፤ ሕወሓት ከማዕከላዊ መንግሥቱ ጋር ገጥማለችERISAT: እዋናዊ ጉዳያት| ጃንዳ ህግደፍ ይኣክል ንብዓት ሓርገጽ!!!ERISAT: እዋናዊ ጉዳያት| ጃንዳ ህግደፍ ይኣክል ንብዓት ሓርገጽ!!!ሰበር ዜና የጠ/ሚ አብይ መግለጫሰበር ዜና የጠ/ሚ አብይ መግለጫHDMONA - Part 1 - ስድራ ባዕላ ብ ዳኒኤል Sidra Baela by DR.Sweet.J New Eritrean Film 2020HDMONA - Part 1 - ስድራ ባዕላ ብ ዳኒኤል Sidra Baela by DR.Sweet.J New Eritrean Film 2020#Eritrea #Ethiopia "ፈራሕ ኣይከተልካ መናው ኣይፍተኻ" ኣገዳሲ ሓድሽ ሓበሬታ ዝኸበርካ ህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ#Eritrea #Ethiopia "ፈራሕ ኣይከተልካ መናው ኣይፍተኻ" ኣገዳሲ ሓድሽ ሓበሬታ ዝኸበርካ ህዝብን ሰራዊትን ኤርትራInterview of Brigadgeneral  Tekeste haile   ቃለ መሕትት ምስ ብሪገደር ጀነራል  ተኸስተ ሃይለ ( ወዲ ሃይለ )ብምኽንያት 20 ሰነInterview of Brigadgeneral Tekeste haile ቃለ መሕትት ምስ ብሪገደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ( ወዲ ሃይለ )ብምኽንያት 20 ሰነERISAT: ዝኽሪ ኣይዳ ኪዳነ ብዛዕባ ኤርምያስ ደበሳይ፣ ሰናይት ደበሳይ ከምኡ'ውን ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቅERISAT: ዝኽሪ ኣይዳ ኪዳነ ብዛዕባ ኤርምያስ ደበሳይ፣ ሰናይት ደበሳይ ከምኡ'ውን ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቅERISAT: "ድሩዕ ሓወይ ሓቀኛ፡ ውፉይ፡ ተዋዛያይ፡ ዘይተጨበጠ ዘረባ ዘይፈቱ ሰብ እዩ ነይሩ፡" ዳኒኤል ወልደትንሳኤERISAT: "ድሩዕ ሓወይ ሓቀኛ፡ ውፉይ፡ ተዋዛያይ፡ ዘይተጨበጠ ዘረባ ዘይፈቱ ሰብ እዩ ነይሩ፡" ዳኒኤል ወልደትንሳኤበአብይና በኢትዮጵያውያን መካከል ያለው ፍጥጫ11-03-2020  https://www.gofundme.com/f/tmh-won039t-be-silencedበአብይና በኢትዮጵያውያን መካከል ያለው ፍጥጫ11-03-2020 https://www.gofundme.com/f/tmh-won039t-be-silencedEthiopia ሰበር ዜና - ጦርነት ተጀመረ ዶ/ር አብይ ለመላው የኢትዮጵያ ህዝብ ያስተላለፉት መልክት | Abel BirhanuEthiopia ሰበር ዜና - ጦርነት ተጀመረ ዶ/ር አብይ ለመላው የኢትዮጵያ ህዝብ ያስተላለፉት መልክት | Abel BirhanuATV: ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ፖሊስ ኤርትራ፡ ብረትኩም ኣንጻር `ዚ መንሽሮ ስርዓት ኢሳይያስ ኣቕንዑዎ - ካብ ኣስመራATV: ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ፖሊስ ኤርትራ፡ ብረትኩም ኣንጻር `ዚ መንሽሮ ስርዓት ኢሳይያስ ኣቕንዑዎ - ካብ ኣስመራERISAT: ጀነራል ዑቑበ ኣብርሃ፡ ንቑጠባ ኤርትራ ቅኑዕ መኣዝን ኣብ ምትሓዝ ዓቢ እጃም ነይርዎERISAT: ጀነራል ዑቑበ ኣብርሃ፡ ንቑጠባ ኤርትራ ቅኑዕ መኣዝን ኣብ ምትሓዝ ዓቢ እጃም ነይርዎህወሓት ሽብርተኛ ይባል ያለው ማን ነው? / የዶ/ር ደብረፅዮን የውይይት ጥሪ/ ጃዋርና በቀለ ገርባ ተጨማሪ ችግር / በፓርላማ  የተፈጠረው አለመግባባትህወሓት ሽብርተኛ ይባል ያለው ማን ነው? / የዶ/ር ደብረፅዮን የውይይት ጥሪ/ ጃዋርና በቀለ ገርባ ተጨማሪ ችግር / በፓርላማ የተፈጠረው አለመግባባትከምቲ ዘይተመነናዮ ግን ዝተጸበናዮከምቲ ዘይተመነናዮ ግን ዝተጸበናዮ
Яндекс.Метрика