Загрузка страницы

Raiena.. ኣምበሳደር ዲና ሙፍቲ ንደቁን ንዓዱን ዝጠቅም ይገብር ኣሎ። እንተ እቶም ናይና.........

💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡ ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!!...

Видео Raiena.. ኣምበሳደር ዲና ሙፍቲ ንደቁን ንዓዱን ዝጠቅም ይገብር ኣሎ። እንተ እቶም ናይና......... канала Raiena
Показать
Комментарии отсутствуют
Введите заголовок:

Введите адрес ссылки:

Введите адрес видео с YouTube:

Зарегистрируйтесь или войдите с
Информация о видео
31 марта 2021 г. 15:52:46
01:28:45
Другие видео канала
Raiena: ታሪኽ ስልጣነ ኣኽሱም - ካብ ባሕሪ ብጭልፋ  ; History of Axumite Civilization, a drop from an oceanRaiena: ታሪኽ ስልጣነ ኣኽሱም - ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ; History of Axumite Civilization, a drop from an oceanRaiena - ብዛዕባ ጸወታ ኲዑሶ እግሪ ዓለም ቐጠርRaiena - ብዛዕባ ጸወታ ኲዑሶ እግሪ ዓለም ቐጠርRaiena: ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ 81 ቅዱሳን መጻሕፍቲ ወይስ 66፧ ኣርኣያ ደቂ ኣቡነ ኤዎስጣጤዎስ ወይስ ደቂቀ እስጢፋኖስRaiena: ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ 81 ቅዱሳን መጻሕፍቲ ወይስ 66፧ ኣርኣያ ደቂ ኣቡነ ኤዎስጣጤዎስ ወይስ ደቂቀ እስጢፋኖስተስፋ ሰላም ትግራይ ምሉእ መታን ክኸውን ሃየ ደኣ ብኹሉ ትኹረት ንስርሓሉ - ካብ  Dimtsi Weyane Television ዝወሰድናዮ ትሕዝቶተስፋ ሰላም ትግራይ ምሉእ መታን ክኸውን ሃየ ደኣ ብኹሉ ትኹረት ንስርሓሉ - ካብ Dimtsi Weyane Television ዝወሰድናዮ ትሕዝቶናይ ቲክቶክ ህያባትን ትእዛዛትንናይ ቲክቶክ ህያባትን ትእዛዛትንተስፎም መሓሪ ካብ ካምፓላ ኡጋንዳተስፎም መሓሪ ካብ ካምፓላ ኡጋንዳRaiena - ኣገረምቲ ዘረባታት ቚጽሪ 4Raiena - ኣገረምቲ ዘረባታት ቚጽሪ 4Raiena - መዐቀኒ ዝተሳእኖ ዕሽነትን ሓሶትን ኣብ 2022 ዓመተ ምህረትRaiena - መዐቀኒ ዝተሳእኖ ዕሽነትን ሓሶትን ኣብ 2022 ዓመተ ምህረትካብ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ መንዩ ተረባሒ፧ካብ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ መንዩ ተረባሒ፧Raiena ተስፎም ይብል 'ስለምንታየን ኣዴታትና ሓደ ዝለኣኸንን ዝሑቀፈንን ሲኢነን'Raiena ተስፎም ይብል 'ስለምንታየን ኣዴታትና ሓደ ዝለኣኸንን ዝሑቀፈንን ሲኢነን'ተሓለቅቲ ኣውራጃ መሲሎም ጽልኢ ዝዘርኡ ሰባትተሓለቅቲ ኣውራጃ መሲሎም ጽልኢ ዝዘርኡ ሰባትRaiena - ሻዕብያ ኣብ ዓዲ ዳዕሮ ሰላማዊ ህዝቢ ደብዲቡRaiena - ሻዕብያ ኣብ ዓዲ ዳዕሮ ሰላማዊ ህዝቢ ደብዲቡRaiena....ፍልልይ ኣብ መንጎ ዝተሞቕሔን፣ ዝነቕሔንRaiena....ፍልልይ ኣብ መንጎ ዝተሞቕሔን፣ ዝነቕሔንRaiena: ነገረ ፖለቲካ ኤሊትThe case of Elite PoliticsRaiena: ነገረ ፖለቲካ ኤሊትThe case of Elite PoliticsRaiena.....ርሑስ በዓል ልደት !እዋናውያን ጉዳያትRaiena.....ርሑስ በዓል ልደት !እዋናውያን ጉዳያትRaiena: መስርሕ ሰላም፡ ​ ስትራተጂካዊ መኸተምታ ወይስ መዳለዊ ንካልእ ኲናት፧Raiena: መስርሕ ሰላም፡ ​ ስትራተጂካዊ መኸተምታ ወይስ መዳለዊ ንካልእ ኲናት፧ተቓለስቲ ተወላዶ ኣውራጃ ሓማሴን: ንፋሽሽታዊ ደብዳብ ወራሪ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ይኹንኑ ​ተቓለስቲ ተወላዶ ኣውራጃ ሓማሴን: ንፋሽሽታዊ ደብዳብ ወራሪ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ይኹንኑ ​Awet Aregay Nostalgia: ክቱር ናፍቆት ናብ ሕማም ክምዕብል ይኽእል ዶ?Awet Aregay Nostalgia: ክቱር ናፍቆት ናብ ሕማም ክምዕብል ይኽእል ዶ?Raiena: William Ruto ​ እቲ ካልእ ዲክታቶር ምብራቕ ኣፍሪቃ - The other new dictator in East AfricaRaiena: William Ruto ​ እቲ ካልእ ዲክታቶር ምብራቕ ኣፍሪቃ - The other new dictator in East AfricaRaiena: ትንሳኤ ኣኽሱም - The Reniassance of AxumRaiena: ትንሳኤ ኣኽሱም - The Reniassance of AxumRaiena: ፍረሰላም ንዕላማታት ፋሽሽቲ ሰራዊት ኤርትራ የቃልዕRaiena: ፍረሰላም ንዕላማታት ፋሽሽቲ ሰራዊት ኤርትራ የቃልዕ
Яндекс.Метрика