Загрузка страницы

'ባ ሕ ሪ' ብ ጠዓመ መራኪ።

ባ ሕ ሪ
ኣብቲ ቓሕ ሰም ሓጺር ካልኢት
ናይ ተፈጥሮ ድቕድቕ ጸልማት
ትንፋስ ዘይህብ ማዕበል ጽፊዕት
ረዳኢ ዘይብሉ ብርቱዕ ኣውያት
ተደሚርዎ ነበልባል ሓዊ እሳት
ብርቱዕ ቓልሲ ንምድሕን ሂወት
ላዕልን ታሕትን ናይ መወዳእታ ሰዓት
ኣብ ዓለም ተመዝጊባ ጸላም ዕልት
ጨካን ባሕሪ ላንፓዱዛ
ስቃይ ገዲፍክልና ከቢድ ቃንዛ
ሰባት ወሲድካ ከምብዋዛ
ብሓዘን ዓለም ኩላ ተኪዛ
ግዘ ነዊሑ ንብዓት ክዛሪ
እቲ መንእሰይ ቡዙሕ ዘፍሪ
ከይጸገባ እዛ ዓለም ጻዕሪ
ወስድካዬ ኣሕጺርካሉ ዕምሪ
ይኣክል በለና ናይ ዘሓለፈ
እንዳረኣየ ካብ ጃልባ ዝጸደፈ
ተስፋ ጽባሕ ሂወቱ ዝሓለፈ
ከም ዓሳ ረሳኦም ዝተገፈ
ድሕሪ ከቢድ ሰቓይ መከራ
ጥምየት ጽምኢ ናይ ሰሃራ
ተጸቢት ነይርዎ ነባሕሪ ክሰግራ
ኣትየ ኢሉ ንወላዲት ከበስራ
ግን አንታ ባሕሪ ተጻቢእካዬ
ኣፍካ ከፊትካ ተጸቢካዮ
ተስፋ መጻኢኡ ኣቓሪጽካዮ
ዕሸል ዕድሚኡ አሕጺርካዬ
ነይሮም ናእሽቱ ህጻናት
ወላ ሓደ ዘይፈልጡ ንጹሃት
ጎራዙ ብጹሓት ወርሒ ጥኑሳት
ጠፊኦም ረዳኢ ዘብሎም ብኣውያት
ሎሚስ በጃካ ይኣክል
ኣይተጸልምቶ መጻኢ ዕድል
ክሳብ ዝውዳእ ዘለና መጋድል


ጠዓመ መራኪ።

Видео 'ባ ሕ ሪ' ብ ጠዓመ መራኪ። канала Bright Future of Eri
Показать
Комментарии отсутствуют
Введите заголовок:

Введите адрес ссылки:

Введите адрес видео с YouTube:

Зарегистрируйтесь или войдите с
Информация о видео
4 октября 2020 г. 3:11:53
00:02:57
Другие видео канала
ዓምዲ~ጋዜጣዊት መደብ ምንቅስቃስ ንብሩህ መጻኢ ኤርትራ  ጨንፈር እስራኤል ምዕራፍ 1  ሳልሳይ ክፋል  ቁጽሪ 05ዓምዲ~ጋዜጣዊት መደብ ምንቅስቃስ ንብሩህ መጻኢ ኤርትራ ጨንፈር እስራኤል ምዕራፍ 1 ሳልሳይ ክፋል ቁጽሪ 05ግጥሚ፡ ማልስ ብ ይከኣሎ መብራህቶም (ዉጻእ ምዓት ) 03/10/2013 lampedusaግጥሚ፡ ማልስ ብ ይከኣሎ መብራህቶም (ዉጻእ ምዓት ) 03/10/2013 lampedusa"መግለጺ ሓዘን" ምንቅስቓስ ንብሩህ መጻኢ ኤርትራውያን! ብምኽንያት ዕረፍቲ 3ይ ፓትርያርክ ኤርትራ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጠንዮስ"መግለጺ ሓዘን" ምንቅስቓስ ንብሩህ መጻኢ ኤርትራውያን! ብምኽንያት ዕረፍቲ 3ይ ፓትርያርክ ኤርትራ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጠንዮስናብ ኩቡር ቻርጅ ኣፈርስ ስተቨን ዎልከር ኤምባሲ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ ኣስመራ!! 17 ሰነ 2022ናብ ኩቡር ቻርጅ ኣፈርስ ስተቨን ዎልከር ኤምባሲ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ ኣስመራ!! 17 ሰነ 2022ርድኢት መንእሰያት ኣብ ባህልን ፡ ነውርን !!!ርድኢት መንእሰያት ኣብ ባህልን ፡ ነውርን !!!Eritrean Smer 4 Change   Voice Room Jacobe_8Eritrean Smer 4 Change Voice Room Jacobe_8ንምሓዎ ንእክሎ፧ ገ/ሂወት ኣብርሃንምሓዎ ንእክሎ፧ ገ/ሂወት ኣብርሃግጥሚ፡ "ንኽእል" ብሚኪኤለ  - ነጋድዬስግጥሚ፡ "ንኽእል" ብሚኪኤለ - ነጋድዬስእቲ ክዕወት ዘለዎ ሓሳብ 'ተኮይኑ: እቲ ክስዓር ዘለዎ'ውን ሓሳብ'ዩ።  ዕንወትን ዓወትን ኣብ'ዚ ኩርናዕ'ዚ'ዮም ዝፍጠሩ። ብ ኣዛሄል ዘርእሰናይእቲ ክዕወት ዘለዎ ሓሳብ 'ተኮይኑ: እቲ ክስዓር ዘለዎ'ውን ሓሳብ'ዩ። ዕንወትን ዓወትን ኣብ'ዚ ኩርናዕ'ዚ'ዮም ዝፍጠሩ። ብ ኣዛሄል ዘርእሰናይጋዜጣዊ መግለጺ ምንቅስቃስ ንብሩህ መጻኢ ኤርትራዉያን.ጋዜጣዊ መግለጺ ምንቅስቃስ ንብሩህ መጻኢ ኤርትራዉያን.ኤርትራ ናይ ሰብ ሃገር እያ ብ ተኽለ-ወይኒ ሃለቃኤርትራ ናይ ሰብ ሃገር እያ ብ ተኽለ-ወይኒ ሃለቃJacobe_8 ስልጣን ናይ ህዝቢ ኢዩ ማለት እንታይ ማለት ኢዩ?ስልጣን ናይ ህዝቢ ዝኸዉን'ከ ብኸመይ መንገዲ?Jacobe_8 ስልጣን ናይ ህዝቢ ኢዩ ማለት እንታይ ማለት ኢዩ?ስልጣን ናይ ህዝቢ ዝኸዉን'ከ ብኸመይ መንገዲ?Jacobe_8 & Wedebat 12 Eritrean Smerrr for Change Room1  PART 2Jacobe_8 & Wedebat 12 Eritrean Smerrr for Change Room1 PART 2ዝኽሪ ጸላም ዕለት ኣብ ላንፔዱሳ እታ ጸላም ዕለት! 03/10/2022ዝኽሪ ጸላም ዕለት ኣብ ላንፔዱሳ እታ ጸላም ዕለት! 03/10/2022ንባዕሉ ዘይክእሎ ኣነባብራ ዝፈጠረ ይከኣሎ፡። ብዮናስ ሃ/ስላሴ (ኣድማስ)ንባዕሉ ዘይክእሎ ኣነባብራ ዝፈጠረ ይከኣሎ፡። ብዮናስ ሃ/ስላሴ (ኣድማስ)ጋዜጣዊ መግለጺ ምንቅስቓስ ብሩህ መጻኢ ኤርትራ። ጥቅምቲ 03 ፣ነቲ ቤትና ኣፍሪሱ ሂወትኩም ዘራሰየ ስርዓት ንምእላይ ሰለም ኣይነብልን።ጋዜጣዊ መግለጺ ምንቅስቓስ ብሩህ መጻኢ ኤርትራ። ጥቅምቲ 03 ፣ነቲ ቤትና ኣፍሪሱ ሂወትኩም ዘራሰየ ስርዓት ንምእላይ ሰለም ኣይነብልን።ጋዜጠዊ መግለጺምንቅስቓስ ንብሩህ መጻኢ ኤርትራውያን! ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ንዝግበር ኢሰብኣዊ ተግባራት ዝኹንን። 05/09/2022ጋዜጠዊ መግለጺምንቅስቓስ ንብሩህ መጻኢ ኤርትራውያን! ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ንዝግበር ኢሰብኣዊ ተግባራት ዝኹንን። 05/09/2022ቃለ-መሕተት  ምስ ኣባል ፈጻሚት ኣካል ም/ብ/መ/ኤ    ኣቶ  ሓጎስ የማነቃለ-መሕተት ምስ ኣባል ፈጻሚት ኣካል ም/ብ/መ/ኤ ኣቶ ሓጎስ የማነሓጻር ኮሜዲ, ለበዋ ኣቦይ በረንበራስሓጻር ኮሜዲ, ለበዋ ኣቦይ በረንበራስቃላ-መሕተት ምስ ኣባል ፈጻሚ ኣካል ሓላፊ ክፍሊ-ውደባ ምብመኤ ኣቶ ኤፍረም ሃብተቃላ-መሕተት ምስ ኣባል ፈጻሚ ኣካል ሓላፊ ክፍሊ-ውደባ ምብመኤ ኣቶ ኤፍረም ሃብተ
Яндекс.Метрика