Загрузка страницы

NEW Eritrean Movie l EFRA SHOW l ሓገዝ ንሕክምና l ስነ-ጥበባዊ ዜናዊ ሲዩም l ሓገዝ - ዓዓቅምና ንሓግዝ የሕዋት።

#eritreanmovie​ #eritreancomedy​ #eritreanmusic​
Full sponsor of EFRA SHOW - RUBA ERI Entertainment.
1. 💲💲💲ቁጽሪ ተሌፎን ስላስ ስዩም (ሓፍቲ ዜናዊ ስዩም) 07355890 እይ።
2. 💲💲💲GoFundMe ስነ-ጥበባዊ ዜናዊ ሲዩም 💲💲💲:https://gofund.me/83c65aaa
Please SUBSCRIBE and SHARE. Thank YOU.
https://www.YouTube.com/c/RUBAERITREA​
℗ © Copyright: Ruba Eri Entertainment
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

💲💲ሓገዝ ነቲ ምስ ሓደገኛ ሕማም ካንሰር ዝነብር ዘሎ ስነጥበበኛ ዓይነ-ስዉርን ጽሙን ዜናዊ ስዩም።💲💲

ስነ-ጥበበበኛ ዜናዊ ስዩም፡ ዓይነ-ስዉርን ጽሙምን ኰይኑ ሓያሎ ስነ-ጥበባዊ ኣበርክቶ ዝፈጸመ እዩ። ኣብዚ እዋን'ዚ ግና ብሰንኪ ኣብ የማናይ ሸነኽ ክሳዱ ዝወጾ ሕበጥን: ዘስዓበሉ መድመይትን ሓደገኛ ሕማም ካንሰር ኣስዒቡሉ ይርከብ። ዜናዊ ኣብ ሆስፒታል ሓሊበት (ኣስመራ) ክሕከም ድሕሪ ምጽናሕ ናብታ ብውልቂ ተኻርዩላ ዝነበረ ናይ ኣባሻውል ቤቱ ክምለስ እውን ኣይከኣለን።

በዚ ድማ ምስታ ኣብ ጎዳይፍ እትቕመጥ ስላስ ሓፍቱ እናተኣለየ ይነብር ኣሎ። ንሱ ኣብታ ጸባብ ቤት ብዓል ቤታን ሓሙሽተ ደቃን ኣብ ዘለዉሉ ይሰፍር:፡ ንሳቶም ርኡይ ዝኾነ ቁጠባዊ ጸገም ድማ ኣለዎም። ኣብ ርእሲ ኣላታ ተወሰኸታ ኰይኑ ናይ ዜናዊ ከም ተኣላዪ ናብቲ ቤት ምምጻእ ነቲ ኩነት ዝበኣሰ ይገብሮ። እምበኣር ዜናዊ ብቃንዛን መድመይትን ኣብ ልዕሊ ምሽጋሩ ደሓን ዝኾነ መግብን ጽሩይ ዝስተ ማይን ነዛ ክረክብ ይጽገም። ሓኪም ከም ዝበሎ ድማ ነቲ መድመይቱ ዝትክእ መኣዛዊ መግብን ፈሳስን ክወስድ ክኽእል ኣለዎ። ብተወሳኺ ዝለዓለ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ክረኽበሉ ዝኽእለሉ መዳይ ኽናደ ይድለ ኣሎ።

ስለዚ ክቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን ነዚ ድርብ ስንክልና ተጻዊሩ ዓበይቲ ተግባራት ጥበብ ክፍጽም ዝጸንሐ ስነጥበበኛ ዜናዊ ስዩም፡ ብፋይናንሳዊ መዳይ ከከም ዓቕምና እንተንተሓጋገዞ ዝበለጸ እዩ።

* እዚ ናይ GoFundMe መደብ ንዕኡ ንምሕጋዝ ተባሂሉ ኣብ መንጎ ዜናዊ ስዩምን ስድራቤቱን ከምኡ'ውን RUBA ERI ብምርዳእ ዝቖመ እዩ። እምበኣር ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም እንርከብ ዜጋታት ዝከኣለና ዘበለ ነዚ ሓውና ብፋይናንስ ንምድጋፍ ሃየ ኢደይ ኢድካ ንበል!

እዛ ቪድዮ ብRUBA ERI ዝፈረየት ኰይና ኣብ ህልዊ ኩነታት ስነጥበበኛ ዜናዊ ስዩም እተመርኮሰት እያ። ክብረት ይሃበልና።

Видео NEW Eritrean Movie l EFRA SHOW l ሓገዝ ንሕክምና l ስነ-ጥበባዊ ዜናዊ ሲዩም l ሓገዝ - ዓዓቅምና ንሓግዝ የሕዋት። канала RUBA ERI Entertainment
Показать
Комментарии отсутствуют
Введите заголовок:

Введите адрес ссылки:

Введите адрес видео с YouTube:

Зарегистрируйтесь или войдите с
Информация о видео
13 апреля 2021 г. 19:28:44
00:44:49
Другие видео канала
New eritrean sitcom  2021/Mosiba  part 3 // ሞሲባ  ተከታታሊት ሲቲኮም 3ክፋልNew eritrean sitcom 2021/Mosiba part 3 // ሞሲባ ተከታታሊት ሲቲኮም 3ክፋልNati TV - Interview Show with Top Artist Kibra Mesfin {ክብራ መስፍን} Part 1/2Nati TV - Interview Show with Top Artist Kibra Mesfin {ክብራ መስፍን} Part 1/2Yhalfeley do - ይሓልፈለይ ዶ - New Eritrean Film 2021// Season 2 part 1// Derasi Brhane kfluYhalfeley do - ይሓልፈለይ ዶ - New Eritrean Film 2021// Season 2 part 1// Derasi Brhane kfluNew Eritrean Movie l EFRA SHOW l ዕላል ምስ ስድራ ቤት SEMHAR BRHANE  l ሓገዝኹም ኣይፈለዮም l FULL INTERVIEW - 2021New Eritrean Movie l EFRA SHOW l ዕላል ምስ ስድራ ቤት SEMHAR BRHANE l ሓገዝኹም ኣይፈለዮም l FULL INTERVIEW - 2021Eritrean Movie/EFRA SHOW(ኤፍራ ሸው)/ምቑር ዕላልን ሰሓቅን ምስ ገዲም ስነጥበባዊት ሰናይት ሓጎስ (ሰኑ)/2021Eritrean Movie/EFRA SHOW(ኤፍራ ሸው)/ምቑር ዕላልን ሰሓቅን ምስ ገዲም ስነጥበባዊት ሰናይት ሓጎስ (ሰኑ)/2021BRHIN ENTERTAINMENT -  ቴክኒሻን ቁ. 2 ብ ኪዳነ ግርማይ -By Kidane Girmay(Brhin) - New Eritrean Comedy 2021BRHIN ENTERTAINMENT - ቴክኒሻን ቁ. 2 ብ ኪዳነ ግርማይ -By Kidane Girmay(Brhin) - New Eritrean Comedy 2021HDMONA - Full Movie - Part 1 - ኣጋጣሚ ብ ሚካኤል ሙሴ Agatami by Michael Mussie - New Eritrean Drama 2021HDMONA - Full Movie - Part 1 - ኣጋጣሚ ብ ሚካኤል ሙሴ Agatami by Michael Mussie - New Eritrean Drama 2021Eritrean Movie I EFRA SHOW(ኤፍራ ሸው) I ሓገዝ ንበዓልቲ ቤት ስነ-ጥበባዊ ሙሴ እዮብ I ገነት ሓይልኣብ l 2021Eritrean Movie I EFRA SHOW(ኤፍራ ሸው) I ሓገዝ ንበዓልቲ ቤት ስነ-ጥበባዊ ሙሴ እዮብ I ገነት ሓይልኣብ l 2021HDMONA - Part 1 - ዕላል ምስ ስነ-ጥበባዊ ኤፍሬም ሚካኤል  Interview with  Artist Efrem Michael - Eritrea Show 2019HDMONA - Part 1 - ዕላል ምስ ስነ-ጥበባዊ ኤፍሬም ሚካኤል Interview with Artist Efrem Michael - Eritrea Show 2019Eritrean Movie/EFRA SHOW(ኤፍራ ሸው)/ዕላል ምስ ገዲም ስነጥበባዊ ኣቦና ዑቕባይ ወልደሚካኤል(ጃኒ)/ብምኽንያት ሓድሽ ዓመትን ልደትን/2021Eritrean Movie/EFRA SHOW(ኤፍራ ሸው)/ዕላል ምስ ገዲም ስነጥበባዊ ኣቦና ዑቕባይ ወልደሚካኤል(ጃኒ)/ብምኽንያት ሓድሽ ዓመትን ልደትን/2021New Eritrean full movie kfatah ykeyd aleku ክፋታሕ እኸይድ ኣለኹ by tesfit YohannesNew Eritrean full movie kfatah ykeyd aleku ክፋታሕ እኸይድ ኣለኹ by tesfit YohannesNEW Eritrean Movie l EFRA SHOW l ዕላል ምስ ገዲም ስነ-ጥበብዊ ፍቃዱ ትኩእ l ፍቄ l ሓገዝኹም ኣይፈለዮ l PART - 1 l 2021NEW Eritrean Movie l EFRA SHOW l ዕላል ምስ ገዲም ስነ-ጥበብዊ ፍቃዱ ትኩእ l ፍቄ l ሓገዝኹም ኣይፈለዮ l PART - 1 l 2021NEW ERITREAN FULL MOVIE 2021 - BIEDLU - JHONE FITWI (EDU)  - ብዕድሉ ብጆን ፍትዊ (ኤዱ)... ምሉእ ፊልምNEW ERITREAN FULL MOVIE 2021 - BIEDLU - JHONE FITWI (EDU) - ብዕድሉ ብጆን ፍትዊ (ኤዱ)... ምሉእ ፊልምEritrean Movie I EFRA SHOW(ኤፍራ ሸው) I ሙሉእ ትሕዝቶ ዝኽሪ ስዉእ ስነ-ጥበባዊ ሙሴ እዮብ I 2021Eritrean Movie I EFRA SHOW(ኤፍራ ሸው) I ሙሉእ ትሕዝቶ ዝኽሪ ስዉእ ስነ-ጥበባዊ ሙሴ እዮብ I 2021Ethiopia | አርኣያ | ብቻውን አያቱን የሚንከባከበው ታዳጊ ወጣት | ኪሩቤል አዲሱ | Zeki TubeEthiopia | አርኣያ | ብቻውን አያቱን የሚንከባከበው ታዳጊ ወጣት | ኪሩቤል አዲሱ | Zeki TubeHayelom Bereke Show #1 - Eritrean Show 2021- Midilay Mesamidi  AG ENTERTAINMENTHayelom Bereke Show #1 - Eritrean Show 2021- Midilay Mesamidi AG ENTERTAINMENTHDMONA - Full Movie - Part 2 - ኣጋጣሚ ብ ሚካኤል ሙሴ Agatami by Michael Mussie - New Eritrean Drama 2021HDMONA - Full Movie - Part 2 - ኣጋጣሚ ብ ሚካኤል ሙሴ Agatami by Michael Mussie - New Eritrean Drama 2021በዓቲ ቲራቮሎ - ዕላል ምስ ደራሲ ተስፋዬ ገብረኣብ - Author Tesfaye Gebreab on the release of a new bookበዓቲ ቲራቮሎ - ዕላል ምስ ደራሲ ተስፋዬ ገብረኣብ - Author Tesfaye Gebreab on the release of a new bookEritrean Movie l EFRA SHOW l ዝኽሪ ነፍስሄር ስነ-ጥበባዊ ከበዶም ክፍሎም (ጫዳ) l ሓገዝኹም ኣይፈለዮም l PART - 1 l 2021Eritrean Movie l EFRA SHOW l ዝኽሪ ነፍስሄር ስነ-ጥበባዊ ከበዶም ክፍሎም (ጫዳ) l ሓገዝኹም ኣይፈለዮም l PART - 1 l 2021
Яндекс.Метрика