Загрузка страницы

መምህር ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም ምስ ድምፂ ወያነ ኣብ ህልው ኩነታት!

Subscribe, share, comment, like ይግበሩ ሓደሽትን ፅርየቱ ዝሓለወን ምስሊታት HD ክበጽሖም እዩ።
ድምፂ ወያነ
ምንጪ ፅፁይ ሓበሬታ!

ድምጺ ወያነ ኣብ ሬድይኡ ምስ መምህር @Muluworki Kidanemariam ዝገበሮ ዘተ ሓዱሽ ይጅመር ኣብ ዘሎ ፈተነ ፈነወ ድምጺ ወያነ ሕዚ ድሕሪ ደቓይቕ ክፍኖ እዩ።

"ህወሓት ኣብ ምስረታ ሕገ መንግስታዊት ሃገር ዘይትካእ ግደ ተጻዊቱ እዩ"

"ሃገር ናይ ምፍራስ ፈተነታት ይካየድ ኣሎ።"

"ህዝቢ ኣምሓራ ከምቲ መራሕቱ ዝሓስብዎ ከምዘይሓስብ ይኣምን"

"ምስ ኣምሓራ ኣሕዋት ኢና። ኣቦታቶም ኣቦታትና እዮም።"

"ክንወቕዓኩም ኢና ኢሎም ሽመል ምውጥዋጦም ዝገርም እዩ። ዝባኑ ቀሊዑ ዝውቃዕ ዘሎ ዝመስሎምስ ከመይ እዩ!?"

"መተከል ናትና እዩ፡ ሽዋ ናትና እዩ፡ ገለ ናትና እዩ፡ እዮም ዝብሉ። ድልየቶም እባ መወዳእታ ዶ ኣይብሉን እዩ?"

"ስክ ኢልካ ዶ ተሰለፍ ትብሎ ኢካ ንህዝብኻ? ናይ ደርጊ ራዛ ፕሮጅከት ከምህር ዶ ኣይኽእልን እዩ?"

"ኣብ ባህርዳር ሊበራሊዝም ኢና ንደሊ፡ ኣብ ናይ ሃዋሳ ኣኬባ ድማ ወያናይ ዲሞክራሲ ኢና ዝብሉስ ክንደይ ድዮም እዞም ሰባት?"

"መሪሕነት ህወሓት ትግራይ ማእከሉ ክገብር ዝወሰነ ይመስል።"

"ትግራይ ኣብዚ ዓሰርተ ዓመት ናብ ዝሓሸ ናይ ልምዓትን ዲሞክራስያዊ ኣተሓሳስባን ከምእትመጽእ እኣምን"

ሬድዮና ስለእተዳምጹ
ኣብ ፈተነ ዘሎ ፈነወ ቴለቭዥንና ስለእትከታተሉ ነመስግን!

Видео መምህር ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም ምስ ድምፂ ወያነ ኣብ ህልው ኩነታት! канала Dimtsi Weyane Television
Показать
Комментарии отсутствуют
Введите заголовок:

Введите адрес ссылки:

Введите адрес видео с YouTube:

Зарегистрируйтесь или войдите с
Информация о видео
1 ноября 2018 г. 1:45:40
01:08:29
Другие видео канала
መ/ር ሙሉወርቅ ኪ/ማርያም ኣብ መበል 129 ዓመት ዝኽሪ ሃፀይ ዮሃንስ ብዛዕባ ኢትዮጰያ ዝገርም መብራህርሂመ/ር ሙሉወርቅ ኪ/ማርያም ኣብ መበል 129 ዓመት ዝኽሪ ሃፀይ ዮሃንስ ብዛዕባ ኢትዮጰያ ዝገርም መብራህርሂኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ሬድዮን ቴሌቭዥንን ድምፂ ወያነ ኣብ ህሉው ኩነታት!ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ሬድዮን ቴሌቭዥንን ድምፂ ወያነ ኣብ ህሉው ኩነታት!የነፃነት ታጋዮች ጥምረት በሀገሪቱ ፖለቲካ ላይ ያለዉ ለዉጥየነፃነት ታጋዮች ጥምረት በሀገሪቱ ፖለቲካ ላይ ያለዉ ለዉጥDW TV ቃለ መሕትት ምስ ሌ/ኮ ቢንያም ተወልደDW TV ቃለ መሕትት ምስ ሌ/ኮ ቢንያም ተወልደEthiopia - ESAT Eletawi Thu 12 Aug 2021Ethiopia - ESAT Eletawi Thu 12 Aug 2021መ/ር ሙሉወርቅ ኪ/ማርያም  ዓወት ዓድዋ ብፍልስፍና መልክዑ እትገልፁዎመ/ር ሙሉወርቅ ኪ/ማርያም ዓወት ዓድዋ ብፍልስፍና መልክዑ እትገልፁዎሓፃር ኮሜዲ ንዋልታ ቴሌቭዥንሓፃር ኮሜዲ ንዋልታ ቴሌቭዥን#ቴሌቪዥን_ትግራይ፡ዋኒንና ብልፅግናን ገበናቱን#ቴሌቪዥን_ትግራይ፡ዋኒንና ብልፅግናን ገበናቱንሰማይ ግራቱ ስራሕቲ ምብራር ነፋሪት ብተጋሩ ካፕቴናት ኣንደበት!ሰማይ ግራቱ ስራሕቲ ምብራር ነፋሪት ብተጋሩ ካፕቴናት ኣንደበት!DW  ምስ ኣቦ ወንበር ባይቶና ኪዳነ ኣመነ ኣብ ሃገራውን ክልላውን ፖለቲካዊ ጉዳያትን ዝተገበረ ቃለ ምልልስDW ምስ ኣቦ ወንበር ባይቶና ኪዳነ ኣመነ ኣብ ሃገራውን ክልላውን ፖለቲካዊ ጉዳያትን ዝተገበረ ቃለ ምልልስኣለዋ ገለ || Tesfay Weldeyewhans - Alewa Gele (ተስፋይ ዋጣ) - tigrigna musicኣለዋ ገለ || Tesfay Weldeyewhans - Alewa Gele (ተስፋይ ዋጣ) - tigrigna musicDW  ኣባል ፈፃሚት ህወሓት ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብፍሉይ ኣብ ህልው ኩነታት ምስ ድወት ዝገበርዎ ዘተDW ኣባል ፈፃሚት ህወሓት ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብፍሉይ ኣብ ህልው ኩነታት ምስ ድወት ዝገበርዎ ዘተፅቡቕ ተምሃራይ እምበር ፅቡቕ ዝበሃል ሙህሮ የለን|| ሕድሕድ ሰገን ከዳምፆ ዝግባእ ዓብዪ ምኽሪ መ/ር ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም ንሰገናት ትግራይፅቡቕ ተምሃራይ እምበር ፅቡቕ ዝበሃል ሙህሮ የለን|| ሕድሕድ ሰገን ከዳምፆ ዝግባእ ዓብዪ ምኽሪ መ/ር ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም ንሰገናት ትግራይ"ፕሬዚደንት ኢሳያስ ካብ ተምቤን ኣይውለድን" መምህር ሙሉወርቅ ኪዳነማሪያም"ፕሬዚደንት ኢሳያስ ካብ ተምቤን ኣይውለድን" መምህር ሙሉወርቅ ኪዳነማሪያምMuluwork Kidanemariam on Appointment of Dr. Abiy Ahmed as PMMuluwork Kidanemariam on Appointment of Dr. Abiy Ahmed as PM#ትግራይ_ቲቪ፡ ተዘክሮ ተልሂት ገድሊ(action)#ትግራይ_ቲቪ፡ ተዘክሮ ተልሂት ገድሊ(action)#ቴሌቪዥን_ትግራይ፡አምባሳደር ስዩም መስፍንና አቶ ጌታቸው ረዳ በወቅታዊ ጉዳይ ያደረጉት ቆይታ ክፍል-1#ቴሌቪዥን_ትግራይ፡አምባሳደር ስዩም መስፍንና አቶ ጌታቸው ረዳ በወቅታዊ ጉዳይ ያደረጉት ቆይታ ክፍል-1Debate between Mahari Yohans & Getachew Reda about identity and ethnic struggle in EthiopiaDebate between Mahari Yohans & Getachew Reda about identity and ethnic struggle in EthiopiaGetachew Reda and Mehari Yohannes on Ethio-EritreaGetachew Reda and Mehari Yohannes on Ethio-Eritrea
Яндекс.Метрика