Загрузка страницы

Haqki - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2

OFFICIAL Albums :
Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr
Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb
Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS
Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m
An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.

All rights reserved ® HABESHA PLUS
https://youtube.com/HabeshaPlus
#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic
Lyrics

ፍቕሪ’ዶ ሕሸኪ ሂወት ኣየማትእንዩ ቲ መልሱ
ሕቶ ምንባር’ዶ መጺኪ ትሪር ልብኺ ጢሒሱ
ቴማ ፍቕሪ ምስ ድኽነት ቀደምዩ ኔሩ ዘመኑ
ንፍቕሪ ኽትብል ምጽማም እዋኑ ኣይኮነን እዋኑ
ሓቅኺ ሓቅኺ ፍቕረይ ሕቅኺ

ልሳንኪ ትም እንተ በለ ምዝራብ ሓፊሩ
ካብ የዒንትኺ ዘምብቦ ሕቶ ግን ኔሩ
ግና ኢደይ ሓጺሩ
ግና ማሕፉዳይ ዓቢሩ እምበሪ
ንስኺዶ ትኽሰሪ

ምንባር ካልእዩ ምፍቃር ካልእዩ
ናብራ ካልእዩ ፍቕሪ ካልእዩ
ሓቅኺ ዝያዳይ ሕቅኺ
ዳሓር ካኣ ምቾትዩ ፎርማኺ
ዝያዳይ ሓቅኺ

ሕጂ ዶሞ ከፈራራሓኪ ዓይነይ ኣፍጢጠ
ሕጂ ዶሞ ረኺበ ክብለኪ ቖጽሊ ሸምጢጠ
ኪዲ ጥራይ ወይዘሪተይ ኩንለይ ወይዘሮ
ቀዳዊኺ ይግበሮ

ኣይቅየመልክን’የ ኣጆኺ
ቀሊል እዋን ማዓስ ተጸቢኺ
ብገርሁዩ መጽዩ ደይ ዚ ጉዳይ
እንታይ ዘይገበርኪሞ ዝያዳይ

ዑፎየ ስመርለይ
ዕፎየ ስመርለይ
ክብለልኪየ ባዕለይ

ፍቕሪ ዶ ሕሸኪ ሂወት ኣየማትእንዩ ቲ መልሱ
ሕቶ ምንባር ዶ መጽዩኪ ተሪር ልብኺ ጥሒሱ
ቴማ ፍቕሪ ምስ ድኽነት ቀደምዩ ኔሩ ዘመኑ
ንፍቕሪ ኽትብል ምጽማም እዋኑ ኣይኮነን እዋኑ
ሓቅኺ ሓቅኺ ፍቕረይ ሓቅኺ

ልሳንኪ ትም እንተበለ ምዝራብ ሓፊሩ
ካብ የዒንትኺ ዘምብቦ ሕቶ ግን ኔሩ
ግና ኢደይ ሓጺሩ ግና ማሕፉዳይ ዓቢሩ እምበሪ
ንስኺዶ ትኽሰሪ

ምንባር ካልእዩ ምፍቃር ካልእዩ
ናብራ ካልእዩ ፍቕሪ ካሊእዩ
ሓቅኺ ዝያዳይ ሕቅኺ
ዳሓር ካኣ ምቾትዩ ፎርማኺ
ዝያዳይ ሓቅኺ

ሕጂ ዶሞ ከፈራራሓኪ ዓይነይ ኣፍጢጠ
ሕጂ ዶሞ ረኺበ ክብለኪ ቖጽሊ ሸምጢጠ
ኪዲ ጥራይ ወይዘሪተይ ኩንለይ ወይዘሮ
ቀዳዊኺግበሮ

ኣይቅየመልክንየ ኣጆኺ
ቀሊል እዋን ማዓስ ተጸቢኺ
ብገርሁዩ መጽዩ ደይ ዚ ጉዳይ
እንታይ ዘይገበርኪሞ ዝያዳይ
ዕፎየ ስመርለይ ዕፎየ ስመርለይ
ክብለልኪየ ባዕለይ

መን ይጸልእ ንጥዑም መንብሮ
መናሎሞ ሽሻይ ዘይጥብሮ
መናሎሞ ወርቂ ዘይህርሮ
ሰብ ዝገበሮ ኢኺ ጌርኪ ሰብ ዝገበሮ
ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ
ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ
ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ

ሐራይ በሊ ፍቕረይ ሐራይ በሊ
ምስ ወርቅን ብሩርን ተፋቐሪ
ገዛኽን ስድራኽን ኣናብሪ
ኣሸበሸብ ግና’ተ ኽኢለ
ክሓተልኪ’የ ሂወተይ ከመይ’ላ ኢለ

መን ይጸልእ ንጥዑም መንብሮ
መናሎሞ ሽሻይ ዘይጥብሮ
መናሎሞ ወርቂ ዘይህርሮ
ሰብ ዝገበሮ ኢኺ ጌርኪ ሰብ ዝገበሮ
ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ
ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ
ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ

ሐራይ በሊ ፍቕረይ ሐራይ በሊ
ምስ ወርቅን ብሩርን ተፋቐሪ
ገዛኽን ስድራኽን ኣናብሪ
ኣሸበሸብ ግና’ተ ኽኢለ
ክሓተልኪ’የ ሂወተይ ከመይ’ላ ኢለ

ኣሸበሸብ ግና’ተ ኽኢለ
ክሓተልኪ’የ ትምኒተይ ከመይ’ላ ኢለ
ኣሸበሸብ ግና’ተ ኽኢለ
ክሓተልኪ’የ ናዝሬተይ ከመይ’ላ ኢለ
ኣሸበሸብ ግና’ተ ኽኢለ
ክሓተልኪ’የ ዮዲተይ ከመይ’ላ ኢለ
ኣሸበሸብ ግና’ተ ኽኢለ
ክሓተልኪ’የ ሩታየ ከመይ’ላ ኢለ

Видео Haqki - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 канала Kiros Asfaha
Показать
Комментарии отсутствуют
Введите заголовок:

Введите адрес ссылки:

Введите адрес видео с YouTube:

Зарегистрируйтесь или войдите с
Информация о видео
16 августа 2020 г. 22:04:00
00:08:11
Яндекс.Метрика