NEW Catholic Mezmur 2020 - ምሕረትካ ብዙሕ - ዘማሪ ፊቶም ሚካኤልን ዘማሪት ኣዲያም መድኃኔ (Offical Video)
Fitom Michael & Adiam Medhanie
መዘምራን ኪዳነ ምሕረት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሥርዕት ግዕዝ ፡ ፖሽግሩን ኖርወይ
Mezemran kidene Mihret Catholic Church geez rite Porsgrunn Norway
Sam Carmel Multimedia
~~~~~ ምሕረትካ ብዙሕ ~~~~~
ምሕረትካ ብዙሕ ፍቅርኻ ብዙሕ
ረድኤትካ ብዙሕ ሐሊዮትካ ብዙሕ
ምሕረትካ ብዙሕ ፍቅርኻ ብዙሕ
ሰላምካ ብዙሕ ፀጋኻ ብዙሕ
ርእየ አለኽ አብ ሕይወተይ እቲ ሰናይካ ክበዝሓለይ። /2x
ካብ ዘለመንክዎ ንላዕሊ ካብ ዝሓተትክዎ ንላዕሊ
ካብ ዝደለኽ'ዎ ንላዕሊ ካብ ዘበሃግክዎ ንላዕሊ
ብሰላምካ ክትመልአኒ ብምሕረትካ ክትሓልፈኒ
ብፍቅርኻ ክትርአኒ ብፀጋኻ ክትበጽሓኒ ::
እርኢ አለኹ አብ ሕይወተይ
ከምቲ ቃልካ እንኪ ኾነለይ ።
ካብ ተመነክዎ ንላዕሊ ካብ ዝሓለምክዎ ንላዕሊ
ካብ ተማህለልክዎ ንላዕሊካብ ዝጸለኽዎ ንላዕሊ
ብሰላምካ ክትመልአኒ
ብምሕረትካ ክትሓልፈኒ
ብፍቅርኻ ክትርአኒ
ብፀጋኻ ክትበጽሓኒ ::
እርኢ አለኹ አብ ሕይወተይ
ከምቲ ቃልካ እንኪ ኾነለይ።
ምሕረትካ ብዙሕ ፍቅርኻ ብዙሕ
ረድኤትካ ብዙሕ ሐሊዮትካ ብዙሕ
ምሕረትካ ብዙሕ ፍቅርኻ ብዙሕ
ሰላምካ ብዙሕ ፀጋኻ ብዙሕ::
ርእየ አለኽ አብ ሕይወተይ እቲ ሰናይካ ክበዝሓለይ። /2x
Видео NEW Catholic Mezmur 2020 - ምሕረትካ ብዙሕ - ዘማሪ ፊቶም ሚካኤልን ዘማሪት ኣዲያም መድኃኔ (Offical Video) канала CATHOLIC MEZMUR
መዘምራን ኪዳነ ምሕረት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሥርዕት ግዕዝ ፡ ፖሽግሩን ኖርወይ
Mezemran kidene Mihret Catholic Church geez rite Porsgrunn Norway
Sam Carmel Multimedia
~~~~~ ምሕረትካ ብዙሕ ~~~~~
ምሕረትካ ብዙሕ ፍቅርኻ ብዙሕ
ረድኤትካ ብዙሕ ሐሊዮትካ ብዙሕ
ምሕረትካ ብዙሕ ፍቅርኻ ብዙሕ
ሰላምካ ብዙሕ ፀጋኻ ብዙሕ
ርእየ አለኽ አብ ሕይወተይ እቲ ሰናይካ ክበዝሓለይ። /2x
ካብ ዘለመንክዎ ንላዕሊ ካብ ዝሓተትክዎ ንላዕሊ
ካብ ዝደለኽ'ዎ ንላዕሊ ካብ ዘበሃግክዎ ንላዕሊ
ብሰላምካ ክትመልአኒ ብምሕረትካ ክትሓልፈኒ
ብፍቅርኻ ክትርአኒ ብፀጋኻ ክትበጽሓኒ ::
እርኢ አለኹ አብ ሕይወተይ
ከምቲ ቃልካ እንኪ ኾነለይ ።
ካብ ተመነክዎ ንላዕሊ ካብ ዝሓለምክዎ ንላዕሊ
ካብ ተማህለልክዎ ንላዕሊካብ ዝጸለኽዎ ንላዕሊ
ብሰላምካ ክትመልአኒ
ብምሕረትካ ክትሓልፈኒ
ብፍቅርኻ ክትርአኒ
ብፀጋኻ ክትበጽሓኒ ::
እርኢ አለኹ አብ ሕይወተይ
ከምቲ ቃልካ እንኪ ኾነለይ።
ምሕረትካ ብዙሕ ፍቅርኻ ብዙሕ
ረድኤትካ ብዙሕ ሐሊዮትካ ብዙሕ
ምሕረትካ ብዙሕ ፍቅርኻ ብዙሕ
ሰላምካ ብዙሕ ፀጋኻ ብዙሕ::
ርእየ አለኽ አብ ሕይወተይ እቲ ሰናይካ ክበዝሓለይ። /2x
Видео NEW Catholic Mezmur 2020 - ምሕረትካ ብዙሕ - ዘማሪ ፊቶም ሚካኤልን ዘማሪት ኣዲያም መድኃኔ (Offical Video) канала CATHOLIC MEZMUR
Показать
Комментарии отсутствуют
Информация о видео
Другие видео канала
CAS Mezmur ንዓኻ ምስዓብ ብመዛሙራን ቅዱስ እንጦንዮስ ኣስመራ - Niaka Msiab Mezamuran Santa Antoniyo AsmaraELC Asmara Choir { Aytgmetn ኣይትግመትን } New Worship -cover song- Tigrinya (Official Video)202108 - Kemesgneka Ydeli Aleku (ከመስግነካ ይደሊ ኣለኹ) - Saint Antonio Asmara - Mezmur CatholicEritrean Catholic mezmur Mhretka yu tesfana by mezemran love and peace addis ababa / ምሕረትካዩ ተስፋናMezmur Catholic By Dawit Weldemichael "Menfes Haqi"Fqrka Rieyo (ፍቕርኻ ርእየዮ) By Choir Kidane Mehret Atlanta Georgia | New Eritrean Catholic MezmurMhretkayu Zemelalisena- ምሕረትካ'ዩ ዘመላልሰና /New Eritrean Catholic Gospel Song 2020 (Official Mezmur )NEW MEZMUR // ZIBELETSE METSEGIE // HAMELMAL HAILEMICHAEL ||| ዝበለጸ መጸግዒ // ሃመልማል ሃይለሚካኤልCatholic Church Mezmur የአስተንትኖ. መዝሙሮች / Nonstop 2hr and 22minNew 🇪🇷 Catholic Mezmur || ክበሪ ማርያመይ || 2021Elsa Kiflu - ይኣምነካ'የ2021 New Eritrean Mezmur 2021 - ( Official Music Video ) - Tigrinia MusicEritrean Catholic Mezmur / ህያው መንፈስ ቅዱስ /ብመዘምራን ፍቅርን ሰላምን ካቶሊካውያን ኤርትራ ማኅበር መድኃኔ ዓለም ኣዲስ ኣበባNew Eritrean Catholic Mezmur Remix by Dave: ሪሚክስ ብዘማርን ኦርጋኒስትን ሓውና ዳዊት መዝሙር 2020 "መሪሩኒ"ካቶሊክ መዝሙርTIGRIGNA MEZMUR NON-STOPCAS Mezmur - ፍቅሪ ኢኻ - ብዘማሪ ሴም ኣሕፈሮም- Fkiri Ika- by Siem Ahferom - Catholic New MezmurCATHOLIC SONG-ETHIOPIAN -NON STOP, CABANNA ALBUMብአባ ስምኦን ሳምሶን - ሥርዓተ ተኽሊል ( ካቶሊካዊ ቃል ኪዳን )Love and Peace Eritrean Catholic Choir Edmonton መዘምራን ፍቕርን ሰላምን ኤድመንተን