Загрузка страницы

Mekane Hiwet || ምእዛዝ ህዝቢ ኣምላኽ [ንእግዚኣብሄር ምእዛዝ]፡ ብቀሺ ዶ/ር ተኽለኣብ መንግስተኣብ

ስብከት፥ ብቀሺ ዶ/ር ተኽለኣብ መንግስትኣብ - ኣብ ጉባኤ ኦ.ተ.ቤ። መካነ ህይወት መድሓኒ ዓለም ቤተክርስቲያን፡
ሰንበት 5 ሕዳር 2000፡ ኣስመራ፥ ኤርትራ

ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን፥ እዚ መልእኽቲ እዚ፡ ካብዚ ኣብዚ ዝተዘርግሓሉ ዕለት፡ ቅድሚ 12 ዕመት ዝተዋህበ መልእኽቲ ቃል እግዚኣብሄር እንተኾነ`ኳ፥ ኣብዚ ዘሎናዮ ናይ ህይወት ኩነታት፥ ናይ ቤተክርስቲያን፡ ናይ ሃገርናን ህዝብናን ኩነታት ዝዛረብ እዋናዊ መልእኽቲ እዩ። እግዚኣብሄር ኣብ ኩሉ ዘመናትን ወለዶታትን ንህዝቡ ዝዛረብን ዘጠንቅቕን ዝገንሕን እሙን ኣምላኽ ክነሱ፥ ብዘይምእዛዝ ሰብን ህዝቢ ኣምላኽን ግን ምሕረትን በረኸትን ኣምላኽ ካባና ርሒቑ ይነብር ጥራይ ዘይኮነስ፥ ዘይምእዛዝ ዓቢ ኣበሳ እዩ። ምናልባት ሕጂዉን እግዚኣብሄር ይዛረብ፥ ንምጥዓይን ምምላስን ነፍስና፥ ንምሕረትን ምፍዋስን ህዝብና። እግዚኣብሄር ኣምላኽና ንልብና ናብ ምእዛዙ የቕንዓዮ። ኣሜን!!

Видео Mekane Hiwet || ምእዛዝ ህዝቢ ኣምላኽ [ንእግዚኣብሄር ምእዛዝ]፡ ብቀሺ ዶ/ር ተኽለኣብ መንግስተኣብ канала Mekane Hiwet - መካነ ህይወት
Показать
Комментарии отсутствуют
Введите заголовок:

Введите адрес ссылки:

Введите адрес видео с YouTube:

Зарегистрируйтесь или войдите с
Информация о видео
17 февраля 2013 г. 3:44:37
00:57:00
Другие видео канала
ብስጋኹም ንኣምላኽ ኣኽብርዎ [BisigaKum ni amlak akbiriwo]ብስጋኹም ንኣምላኽ ኣኽብርዎ [BisigaKum ni amlak akbiriwo]ናጽነት ብቀሺ.ዶር ተኽለኣብ መንግስትኣብናጽነት ብቀሺ.ዶር ተኽለኣብ መንግስትኣብወንጌል የዉሃንስወንጌል የዉሃንስPART1||SINGER SAMUEL ABEBE|| WITH HIS WIFE ||SELAM TESFAYE|| ዘማሪ ሳሙኤል አበበ በህይወትና በአገልግሎት ምን ገጠመው?||PART1||SINGER SAMUEL ABEBE|| WITH HIS WIFE ||SELAM TESFAYE|| ዘማሪ ሳሙኤል አበበ በህይወትና በአገልግሎት ምን ገጠመው?||I Have a Dream, Martin Luther King Jr. Full Speech Best AudioI Have a Dream, Martin Luther King Jr. Full Speech Best Audioተስፋ ሰብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ ብቋንቋ ትግርኛ። hope sermon pope shinouda in tigrinyaተስፋ ሰብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ ብቋንቋ ትግርኛ። hope sermon pope shinouda in tigrinyaዘንብረናን ዝምግበናን እግዚኣብሄር ምዃኑ፡ ምስክርነት ስድራቤት ኣቶ ኢሳይያስዘንብረናን ዝምግበናን እግዚኣብሄር ምዃኑ፡ ምስክርነት ስድራቤት ኣቶ ኢሳይያስELC Asmara  Choir { Aytgmetn ኣይትግመትን } New Worship -cover song- Tigrinya (Official Video)2021ELC Asmara Choir { Aytgmetn ኣይትግመትን } New Worship -cover song- Tigrinya (Official Video)2021ሓቂ ብርእሳ ተቀበርካያ ብእግራ ትወጽእ! ዘይ ቅላዕ ኩዱን! ዘይፈለጥ ስዉር የለን!ሓቀኛ ታሪክ ኣባ ኣንጦንዮስ መናፍቅ'ዶ ቅዱስ?ብ ቀሲስ ሳሙኤል 1ይ ክፋልሓቂ ብርእሳ ተቀበርካያ ብእግራ ትወጽእ! ዘይ ቅላዕ ኩዱን! ዘይፈለጥ ስዉር የለን!ሓቀኛ ታሪክ ኣባ ኣንጦንዮስ መናፍቅ'ዶ ቅዱስ?ብ ቀሲስ ሳሙኤል 1ይ ክፋል"እግዚኣብሄር ሰናይ`ዩ"-  ብሓውና ዛኪ ተኽሉ"እግዚኣብሄር ሰናይ`ዩ"- ብሓውና ዛኪ ተኽሉTigrigna Sibket | ፍቓድ ኣምላኽ ምፍላጥ | Pastor Temesgen Seyoum | 2014Tigrigna Sibket | ፍቓድ ኣምላኽ ምፍላጥ | Pastor Temesgen Seyoum | 2014Ebenezer Eritrean Church Live Broadcast May 19, 2019Ebenezer Eritrean Church Live Broadcast May 19, 2019መዝሙር ዳዊትመዝሙር ዳዊትዕዳ ምስጋና ኣብ ልበይ ኣሎኒ፡ዕዳ ምስጋና ኣብ ልበይ ኣሎኒ፡YoniSosi -ኣነን ቤተይን-_ New Tigrinya Mezmur 2020 [Official Video]YoniSosi -ኣነን ቤተይን-_ New Tigrinya Mezmur 2020 [Official Video]Betsuamlak Teaching LondonBetsuamlak Teaching Londonቃል መሕትት ምስ ዶ/ር ኣማኑኤል ምሕረትኣብ 1ይ ክፋል #Alenamediatv #Eritrea #Ethiopiaቃል መሕትት ምስ ዶ/ር ኣማኑኤል ምሕረትኣብ 1ይ ክፋል #Alenamediatv #Eritrea #EthiopiaMekane Hiwet || ምሕረት እግዚኣብሄር - ብቀሺ ዶ/ር ተኽለኣብ መንግስተኣብMekane Hiwet || ምሕረት እግዚኣብሄር - ብቀሺ ዶ/ር ተኽለኣብ መንግስተኣብብሕብረት ኣሕዋት ቤተክርስትያናት ፍራይቡርግ ኒውሻተል ቢልቤን ኣብ  ስዊዘርላንድብሕብረት ኣሕዋት ቤተክርስትያናት ፍራይቡርግ ኒውሻተል ቢልቤን ኣብ ስዊዘርላንድብእምነት እንተ ሃሊኹም ርእስኹም መርምሩ  [BEMNET ENTEALIKUM ]ብእምነት እንተ ሃሊኹም ርእስኹም መርምሩ [BEMNET ENTEALIKUM ]
Яндекс.Метрика