- Популярные видео
- Авто
- Видео-блоги
- ДТП, аварии
- Для маленьких
- Еда, напитки
- Животные
- Закон и право
- Знаменитости
- Игры
- Искусство
- Комедии
- Красота, мода
- Кулинария, рецепты
- Люди
- Мото
- Музыка
- Мультфильмы
- Наука, технологии
- Новости
- Образование
- Политика
- Праздники
- Приколы
- Природа
- Происшествия
- Путешествия
- Развлечения
- Ржач
- Семья
- Сериалы
- Спорт
- Стиль жизни
- ТВ передачи
- Танцы
- Технологии
- Товары
- Ужасы
- Фильмы
- Шоу-бизнес
- Юмор
🔴TBS TV| መወዳእታ ምዕራፍ ጉዳይ ማሕተም | መፅብቦ ሆርሙዝ | ዋጋ ዝወፀሉ መቕተልቲ ትራምፕ |ዜናታት07ግንቦት 2018#tigraytoday#ህወሓት
መወዳእታ ምዕራፍ ጉዳይ ማሕተም
ኩለን ኣብያተ ዕዮን ኣካላት ምምሕዳርን “ማሕተምን ሕገ መንግስታውን ሕጋውን ስያመ መንግስቲ” ክጥቀማ መምርሒ ወሪዱ።
ዜና ትግራይ ካብ ፖላንድ
ኣብ መንጎ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይን ዩኒቨርሲቲ ዋርሶ ፖላንድን ሓቢርኻ ናይ ምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
ኣንደበት ኣፅብሃ ገብረእግዛብሄር (ፒኤችዲ)
እቲ ዝተኻየደ ስምምዕነት ታሪኽ ትግራይ ንዓለም ብዘንፀባርቕ መልክዑ ዝተቓነየ እዩ።
ገስጋስ ዘመናዊ ራንች ሃለቃ ሞጎስ
ዘመናዊ ራንች ሃለቃ ሞጎስ ተወሰኽቲ ኣላሕም ሎሚ ዕለት ካብ ሃንጋሪ ኣእትዩ።
ውሳነ ኣብ መረፃ ኣመራርሓ ዩኒቨርስቲ
ምምራፅ ኣመራርሓ ዩኒቨርሲቲ ብፍልጠትን ክእለትን መሰረት ክኸውን ይስራሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ።
“ተመዘን”
ትግራይ ተኸቢባ ኣይትነብርን ዝከኣለና ኹሉ መዋፅኦ ንጥቀም ኢና ዝብሉ ተረኻት ዛጊድ ንትግራይ ከድሕኑ ኣይተርኣዩን።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።
መፅብቦ ሆርሙዝ
ቻይናን ኣሜሪካን መጻብቦ ሆርሙዝ ክፉት ንክኸውን ከምዝተስማዕመዓ መራኸብቲ ማዕኸናት ገሊፀን።
ዋጋ ዝወፀሉ መቕተልቲ ትራምፕ
ኢራን ንዶናልድ ትራምፕ ንዝቐተለ ሰብ 50 ሚልዮን ዩሮ ክትከፍል መደብ ከምዘለዋ ኢራን ኢንተርናሽናል ፀብፂቡ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ግንቦት
ምስሳን ብሄራዊ ተረኽ ንዝተማለአ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣድላዪ እዩ።
Видео 🔴TBS TV| መወዳእታ ምዕራፍ ጉዳይ ማሕተም | መፅብቦ ሆርሙዝ | ዋጋ ዝወፀሉ መቕተልቲ ትራምፕ |ዜናታት07ግንቦት 2018#tigraytoday#ህወሓት канала TBS TV

tbs tv tigrai broadcasting service tigray broadcasting service New tigray tv station tilahun tafere abel gush tigrigna news tigray tv dw tv private tv station in tigray tigray music tigrai online tigray media network tigray tv news today dedebit tv asena tv ትግራይ ትግራይ ቲቪ ትግራይ ሚዲያ ሃውስ ትግራይ ዜና ትግራይ ዓደይ ቲቢኤስ ebs tv tigray news tigray news today Etv Debretsion Gebremichael Humera Eritrea news eritrea tigray conflict tigray tplf news
Комментарии отсутствуют
Информация о видео
15 мая 2026 г. 22:12:56
00:32:38
Другие видео канала