3 - Koblile Neberku (ኮብሊለ ነበርኩ) Remix By Abba Girmay Berhane Don Bosco
by Abba Girmay Berhane Don Bosco
1.ኮብሊለ ነበርኩ ብጽሒተይ ሒዘ
ናብራይ ከምሓይሽ ኣብ ዘይዓደይ
ከይደ ኣዝማደይ ገዲፈ ካብ ዘፍቅሮ ኣቦይ
ዘለኒ ኣጥፊአ ንኽምለስ ቤተይ
መጺአ ኣቦይ ተቐበለኒ(2)
ኣነ ጥፉእ ወድኻ / ኣነ ጥፍእቲ ጓልኻ
2.ዝበልዖ ሲኢነ ኣካለይ ጐዳእኩ
ኣብ ዘይፈልጦ ጓና ክሰርሕ ጀመርኩ
ብጭንቂ ክሰርሕ ለይቲ መስ መዓልቲ
ተስፋ ሰኣንኩሉ ከም ጸልማት በዓቲ።
3.ዝበልዖ ነይብለይ ወይ ድማ ዝሰትዮ
ሽዑ ተረዳእኩ ናይ ቤት ኣቦይ ዕዮ
መንፈሰይ ኪጭነቕ ሰላም`ውን ስኢነ
ዓሪቐ ነበርኩ ዘርሞ ዘርሞ ኮይነ።
4.ብገዛእ ድሌተይ ኃጥኣት ለሚደ
መኻሪ ዘይብለይ እኳ ወላ ሓደ
ብናይ ዓለም ፍቕሪ ኣዝየ ተታሊለ
ሕይወተይ ወፌኩ ኣብ ዓለም ኮብሊለ።
5.ገጸይ`ወን መለስኩ ናብቲ ፍቑር ቤተይ
ክዕረቕ ወሰንኩ ምስ ብሩኻት ስድራይ
ኣቦይ መጺአ ኣሎኹ ብጣዕሚ በዲለ
ይቕሬታ ኪሓትት ኣብ ኣፍደገ ኮይነ።
6.ብታሕጓስ ሓኒቑ ገጸይ ሰዓመኒ
ይቕሬታ ብምግባር ንቤቱ ኣእተወኒ
ሞይቱ ዝነበረ ረኺበዮ ሞጐስ
ስብሕቲ ኣምጹኡሉ ንብላዕ ንተሓጐስ።
#EritreanCatholicMezmur #EritreanCatholicMezmur #TigrignaMezmur
Видео 3 - Koblile Neberku (ኮብሊለ ነበርኩ) Remix By Abba Girmay Berhane Don Bosco канала Mezmur Catholic
1.ኮብሊለ ነበርኩ ብጽሒተይ ሒዘ
ናብራይ ከምሓይሽ ኣብ ዘይዓደይ
ከይደ ኣዝማደይ ገዲፈ ካብ ዘፍቅሮ ኣቦይ
ዘለኒ ኣጥፊአ ንኽምለስ ቤተይ
መጺአ ኣቦይ ተቐበለኒ(2)
ኣነ ጥፉእ ወድኻ / ኣነ ጥፍእቲ ጓልኻ
2.ዝበልዖ ሲኢነ ኣካለይ ጐዳእኩ
ኣብ ዘይፈልጦ ጓና ክሰርሕ ጀመርኩ
ብጭንቂ ክሰርሕ ለይቲ መስ መዓልቲ
ተስፋ ሰኣንኩሉ ከም ጸልማት በዓቲ።
3.ዝበልዖ ነይብለይ ወይ ድማ ዝሰትዮ
ሽዑ ተረዳእኩ ናይ ቤት ኣቦይ ዕዮ
መንፈሰይ ኪጭነቕ ሰላም`ውን ስኢነ
ዓሪቐ ነበርኩ ዘርሞ ዘርሞ ኮይነ።
4.ብገዛእ ድሌተይ ኃጥኣት ለሚደ
መኻሪ ዘይብለይ እኳ ወላ ሓደ
ብናይ ዓለም ፍቕሪ ኣዝየ ተታሊለ
ሕይወተይ ወፌኩ ኣብ ዓለም ኮብሊለ።
5.ገጸይ`ወን መለስኩ ናብቲ ፍቑር ቤተይ
ክዕረቕ ወሰንኩ ምስ ብሩኻት ስድራይ
ኣቦይ መጺአ ኣሎኹ ብጣዕሚ በዲለ
ይቕሬታ ኪሓትት ኣብ ኣፍደገ ኮይነ።
6.ብታሕጓስ ሓኒቑ ገጸይ ሰዓመኒ
ይቕሬታ ብምግባር ንቤቱ ኣእተወኒ
ሞይቱ ዝነበረ ረኺበዮ ሞጐስ
ስብሕቲ ኣምጹኡሉ ንብላዕ ንተሓጐስ።
#EritreanCatholicMezmur #EritreanCatholicMezmur #TigrignaMezmur
Видео 3 - Koblile Neberku (ኮብሊለ ነበርኩ) Remix By Abba Girmay Berhane Don Bosco канала Mezmur Catholic
Показать
Комментарии отсутствуют
Информация о видео
Другие видео канала
COMING SOON! Hyaweyti Ade (ሕያወይቲ ኣደ) By Efrem, Mahlet & Merhawi New Eritrean Catholic Mezmur 202317 - Hayli Menfes Qdus (ሓይሊ መንፈስ ቅዱስ) -Tehadso Asmara - Mezmur Catholic087 - Bmenfes Quduska (ብመንፈስ ቅዱስካ) -Tehadso Asmara - Mezmur Catholic09 - Ygermeni Mhretka (ይገርመኒ ምሕረትካ)7-Kem Qedemka Aleka (ከም ቀደምካ ኣሎኻ) - Kidane Mhret Dekemhare - Mezmur CatholicEnka Msganay (እንካ ምስጋናይ) By Freweini H/mariam New Eritrean Catholic Mezmur 2023COMING SOON! Enka Msganay (እንካ ምስጋናይ) By Freweini H/mariam New Eritrean Catholic Mezmur 2023Mhretka Ygermeni (ምሕረትካ ይገርመኒ) Sweet Sbhatu New Eritrean Catholic Mezmur 2023 #mezmurcatholicNkid Ms Goita (ንኺድ ምስ ጎይታ) | New Eritrean Catholic Mezmur | Abba Yonas Yobiyo 202410 - Amlak Halawyey Eyu (ኣምላኽ ሓላውየይ ኢዩ)O Ftsmti Dngl (ኦ ፍጽምቲ ደንግል) | Eritrean VMY Qdsti Slasie Kerenፍሉይ መደብ ሓቢርካ ምዝማር ብምኽንያት በዓል ልደት 07/01/2023ከምልኾ’የ Kemlko Eye + ኣብ`ቲ ቅዱስ ቤትካ Abti Qdus Betka | Sami Hagos | Remix Eritrean Catholic Mezmur 20248- Rhrhti Ade Mhret (ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት) - Kidane Mhret Dekemhare - Mezmur Catholic064 - Mrhana Guasana (ምርሓና ጓሳና) -Tehadso Asmara - Mezmur CatholicTesfa Mdhaney (ተስፋ ምድሓነይ ) | New Eritrean Catholic Mezmur | Temesgen Tesfamariam 2024169 - Ab Edey Weqiteka (ኣብ ኢደይ ወቂጠካ) -Tehadso Asmara - Mezmur Catholic058 - Msgana (ምስጋና) -Tehadso Asmara - Mezmur CatholicDecember 26, 2022124 - Nbges Alona (ንብገስ ኣሎና) -Tehadso Asmara - Mezmur CatholicNay Hiwet Engera (ናይ ሕይወት እንጌራ) | New Eritrean Catholic Mezmur | Jorjo & Kisanet 2024